ማእኸል ምርምር ሓመድ መቐለ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ሕድሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ሕርሻ/ ህንፃ መሳርሒ/ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓ /ዓዲ ን 2007 ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ሕተመት : ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ደንቢ ልብስ ናይ ሓካይም ኣንስላታት ወዘተ በቢ ዘርፉ ዝተፈላለዩ ኣጫሪተና ክንገዝእ ስለ ዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 16, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ስራሕቲ ሕትመት/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ንትቲ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሕረሻ ( ህንፃ ) መሳርሒ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/

ሆስፒታል መቐለ ናይ ሰራሕተኛታትን ሕሙማት ንዝተፈላላዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ራቨርሸት : ጨረቂ ትርኣስ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚኣቶም ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንአብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ጎዳና መብራህት ዶኮሬሽን ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 27, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ነቲ ማእኸል ንስራሕ ግልጋሎት ዝዉዐሉ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 13, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ/ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ናይ ሕክምና ኣቁሑት/ ስራሕቲ ሕትመት/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/

ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ አብቲ ማእኸል ናይ ግሪነሪ ሳዕሪ ምቕያር ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ :: ተጫረቲ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ/

ኣግኣዚ ማእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ዉቕሮ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን ነጋዶ በዚ ዝስዕብ ምልክታ እዚ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ማይ ጨዉ ሕርሻ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ሓደሽቲን ዘገልገሉን ንብረት / ኣቁሑት / ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ሰለዚ ኣብዚ ክተወዳደሩ ትደልዩ ዝስዕብ ረቆሒ ክተማልኡ ይግባእ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 11, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 28, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ መሸጣ/