ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ መቐለ ዋና ቢሮኡ ዝርከብ ፒቪሲ ኬዚንግ 6 : ብላይንድ በዝሒ 5271 ዕ ፒቪሲ ኬዚንግ ስክሪን በዝሒ 2803 አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 22, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 3, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ምዝርጋሕ ተበፃሕነትን ስርዓት ምዕባይን (EASE) ናይ ኤሌክትሮኒካዊ ንብረት ኣቅሑትን ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክግልግልን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 20, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 2, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 2, 2018 04:05 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ስፖርት ክለብ መቐለ 70 እንደርታ ንጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዘገልግሉ ናዉቲ ስፖርት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 2, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 2, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ንተምሃሮን ካልኦት ክፋል ማሕበረሰብን ግልጋሎት ዝዉዕል ( Electronics Item (sound system) ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 23, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሀሴት ሪልስቴት ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቀለ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ንዝሃንፆ ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ ናይ ጫማ፡ኮለን እና ሸርዎ(Footing pad,Foundation column & shear wall)ብረት ፎርም ዎርክን ኮንክሪት ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ BC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ዝኮኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 26, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ስምረት ኩለመዳይ ዩኔን ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐስ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣብ ቀፅሪ ገቢ ጋራጅ አትርከብ ዝተፈላስቦ ኣካላታ ዝተጋደስ ሲኖትራክ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሸይፕ ስስዝደሊ ግልፂ ጨረታ ኣውፂኡ ኣሎ፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 19, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 30, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 30, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 42,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/

ንኮሚሽን ፖሊስ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 18, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ደንቢ ኸዳን ሰራሕተኛታቱ ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 21, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 21, 2017 09:05 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ተሽከርካሪ ወንበር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋውያን ትካላት በዚ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቑሓታት መሰረት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 15, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 26, 2017 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 26, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 15, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 19, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 20, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ትራንስፖርት ግልጋሎት/