ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኮምፒተራትን ካልኦት ተዛመድቲ ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዉቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ካብ ዝተፈላለያ ሴክተራት አብያተ ትምህርትን ዝተረከቦም ዝተፈላለዩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር ፕሪንተር ላፕቶፕ ኣቐሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 24, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረታትንን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 6, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 40.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ኮሚሽንፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል አቁሑት መቀያሪ መካይን አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ (ከም ከምፒተር :ፕሪንተር :ላፕቶፕ ካልኦት) ከምኡዉን አቁሑት ኦፊስ ፈርኒቸራትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማእከል መሰልጠኒ ጉዳኣት ኣካል መቐለ አብ 2008 ዓም በጀቱ እዞም ቐፂሎም ዘለዉ ንብረታት ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 8, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ሕትመት፡ ናይ መኪና ጎማን ፡ባትርን ፡AntiVirus ግዝኢትን ስልጠናን ምሃብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ዓመት 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ኮመፒተር አክሰሰርን አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ መኪና ዘይትን ቅብኣትን ብቫትን ብዘይ ቫትን ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 1, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ካብ ዘለዉዎ ናይ ዘገልገሉ ንብረት ማለት እዉን ትቦ ብረት መገጣጠሚ ናይ ትቦታት ኤለክትሮኒክስ ትቦታት ቆፀርቲ ናይ ማይ ናይ መኪናን ናይ ሞተር ሳይክልን ስፔራት ናይ ሳይክል አቁሑት ዝአረጉ ቆርቆሮ ሮታ ናይ ማይ ታንኬርሓፂነ መፂንን ካልኦት ብርክት ዝበሉ አቀሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 9, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/