ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን አቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 3, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 8,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ኣብ ሮማናት አደባባይን መቀለ ጥዕና ጣብያን ናይ ትራፊክ መብራህቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 15, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግዲ ኢንዳስትሪን ከተማ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ወረደ ኣፅቢ ወንብርታ ናይ ደገ መብራህቲ ወይድማ ፓዉዛ ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2010 3:58 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 8,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ነዞም ዝስዕቡ ዓይነታት ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ህንፃ : መላወወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ማሽን : ናይ ኣዉቶ ዉይም መኪና መለዋወጢ ኣቅሒትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ላብራቶሪ መሳርሒ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 28, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 28, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብ መንግስቲ ብዝተፈቐደሉ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ናዉቲ ቤት ዕዩን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 3, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንዝፈራት ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፋላለዮ አቁሑት ብስሩዕ ብናይ ULDPን ቤት መዘጋጃ አታዊን በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤለክትሪክ ጥቅልል ስራሕቲ (Stater rewinding/Armature rewinding) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 28, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዓራትን ፍርናሽን /Bed folding and matteres/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 28, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ንብረታት ምድብ1 ፅሕፈት መሳርሒ: ምድብ 2 ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብብርኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2010 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/