ትካልና መስፍን ኢንዱስትሪ ኢንጅነሪንግ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልክ ማህበር ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ትግራይ ቦታታት ንዝትከሉ 25 ክረሸራት ዝከዉን ናይ መሰረት ስራሕቲ (Construction of Foundation for 25 Crushers) ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ብኮንስትራክሽን ስራሕቲ ደረጃ GC 4 ወይም BC 4 ልዕሊኡን ብቅዓት ዘለኩም ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 15, 2010 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ቐደማይ ንኣብያተ ፅሕፈት እቲ ክፍለ ከተማ ን2010 ዓም በጀት ዓመት ዘገልግሉ ዝዉዕል ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃን ዲዛንን ኮንስትራክንን ኣብ ናይ 2010 በጀት ዓምት ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ናይ ድልድይ ስራሕቲ ብብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ማሕበራት ኮንስተራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 26, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 26, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 12,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ን2010 ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 22, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዮ ናይ ማይ መፃረዪ መሽንን ናይ ጀነሬተርን መለዋወጢ አቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሆስፒታል መቐለ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰብ መድሓኒት :ሕክምና አቁሑት: ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ደደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 20, 2010 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስ :ኮምፒተርን ኮምፕተር ተንከፍን : ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 21, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዘለዎ መከያን አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስረሕ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 19, 2010 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 19, 2010 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2010 በጀት ዓመት ንቲ ማእከል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ሃለቅቲ ናይ ፅሬት መሳርሒታትን: ካልኦት አናእሽተይ መሳርሒታትን :ዝተፋላለዮ ናይ ስፖርት መሳርሕታት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 7, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 26, 2010 10:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 27, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/