ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብ መንግስቲ ብዝተፈቐደሉ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት :መሳርሒ ፅሬት : መሳርሒ ህንፃ : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ኣቅሑት ናዉቲ ቤት ዕዩን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 3, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 3, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንዝፈራት ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፋላለዮ አቁሑት ብስሩዕ ብናይ ULDPን ቤት መዘጋጃ አታዊን በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 26, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 26, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤለክትሪክ ጥቅልል ስራሕቲ (Stater rewinding/Armature rewinding) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ማሕበር ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ዓራትን ፍርናሽን /Bed folding and matteres/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምድዳግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 27, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ንብረታት ምድብ1 ፅሕፈት መሳርሒ: ምድብ 2 ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብብርኪ ክልል ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 14, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 26, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 26, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ን 2010 ዓም ናይ ቴዮታ 3L 79-0008285 መኪና ኦርጅናል ስፔር ግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 24, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ አብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ከተማ ዓብዩ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ :ኤለክትሮኒክስ ፅሬት አቁሑትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 3, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 3, 2010 04:10 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፀገዴ ካብ ሐገዝ በጀት ን2010 በጀት ዓመት ንናይ ወረድኡ ኣብያተ ትምህርቲ ዝዉዕል ናይ ላብራቶሪ ኪሚካልን : ናይ ቢሮ ኣቅሑትን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 25, 2010 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ፀገዴ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 25, 2010 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ናይ ጠረጰዛ ካለንደር ኣጀንዳ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 25, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 25, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ደደቢት ትፈልም ኣብ ቐለ ዋና ቢሮ ትካል ደደቢት ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር መቐለ ናይ መካይን መፅለሊ ሼድ ከስርሕ ስለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ክሳተፉ ዝደለዩ ደረጃ BC/GC 6ን ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክን ተካናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 13, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 25, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 25, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/