ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ወረዳና ዝርከባ ተሽከርከርቲ መካይን ኣብ 2011ዓም በጀት ዓመት ፅገና ሰርቪስ ከካይድ ይደሊ። ብምዃኑ ነዚ ክፍፅሙ ዝኽእሉ ደረጃ 2ተ ልዕሊኡን ዝኾኑ ጋራጃት ናይ ኢድ ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 24, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ ንበጀት ዓመት 2011ዓ/ም ሕጋውያን መቅረብቲ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 19, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣፅቢ ን 2011ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 19, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ አላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ስራሕቲ ሕትመትን ፣መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 21, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዩኡ ዘገልግል ጀነሬተር ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 23, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዳስትሪን ማለት ቤት ማዘጋጃ ወረዳ ወልቃይት ከተማ ዓዲ ረመፅ ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ብዝተረኸበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ካልኦት ሃለቅቲ ኣቅሑት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ሕትመት ፣ መሳርሒ ህንፃን መሳርሒ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 13, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ዓዲ ረመ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 13, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኤርፖርት ኣክሱም ካብ 24/03/2011ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ተርሚናል ዝርከብ ንጋሻ መቀበሊን ንናይ ውህብቶ ኣቅሑት መሸጢ ዝውዕሉ ቦታታት ብጨረታ ከካሪ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ዘድሊ ቪድዮ ካሜራ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 20, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ትካልና ፍረስውኣት ኢዱስትሪ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ተቐሚጦም ዘለው እዞም ዝስዕቡ ተረፈ ምህርታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ-

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2011 7:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 12, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር Medium Back Chair ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 8, 2011 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/