ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንቤት ፅሕፈት ር/ህ/መንግስትን ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 24, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 24, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋይ/ን/ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋይ/ዕ/ንብ/ምምሕዳርን ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኮምፒተርን ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 23, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 23, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሞተር ብስክሌታ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥሪ 19, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ሰ/ሳምረ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈትና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላላዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 9, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ኣገልግሎት ዝውዕል ፍርናሽን ኮበርታን ካልኦት ኣቅሑትን ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ አላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 12, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ካብ ኤች ፒ ፕሮግራም ዝተረከበ በጀት ኣብ ጣብያ ሰለክለካ ቁሸት ሽፈራው መሌ ንዝስራሕ ሄድዎርክ ፊኒሺንግን ካናል ዎርክን ብቁዓት ናይ ማይ ኮንትራክተራት ብፕሮፎርማ አወዳደዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ አላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 25, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ብናይ መደበኛ በጀት ሴፍቲኔት መሳርሒ ህንፃ ብፕሮፎርማ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 27, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 27, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መኸዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈታት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሕትመት ግልጋሎትን ቀወምቲ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ከምኡ ድማ ናብ ጣብያ ኣዲስ ኣለም ዝወስድ መንገዲ ንምፅራግ እትውዕል ኤክስካቫተር ማሽን ክራይ ተካርዩ መንገዲ ንምፅራግ ግልጋሎት ክራይ ማሽን ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 8, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ጉሎመከዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 8, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ሎቱ ዝተፈላለየ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ማሽነሪ ክራይ/