ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ሰቲት ሑመራ ኩለመዳይ ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ዩኔን ኣብ ውሽጢ ቀፅሪ መረብኡ ከስርሖ ካብ ዝደሊ በዓል 3ተ ደብሪ ቤት ፅሕፈት ንሎሚ ዘበን ክሳብ 1 ደብሪ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 11, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ሰቲት ሑመራ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 11, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቐ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ቀፂሎም ዘለው ንብረታት My Cloud PR4100 40 ቴራ ባይት በዝሒ1፣ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ትካላት ብመሰረት እቲ ቐፂሉ ዘሎ ስፔስፊኬሽን ንክትጫረቱ ብክብሪ ይዕድም፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 9, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንኣገልግሎት ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ዝውዕል ንመፀገኒ መካይን ማለት ውን ጋራዥ፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስን ሓፂን መፂን ስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣገልግሎት ክረክብን ከስርሕን ስለዝደሊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 18, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 18, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ካልኦት ፅገና/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ትካልና ዲቢኤል ኢንዱስትሪ ሓ.ዝ.ው.ማሕበር ደረጃ “B”ን “ C”ን ተረፈ ምህርቲ (Knitting rags) በዝሒ 250 ኩንታል ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ሰዓርቲ ናይ 06 (ሽድሽተ) ኣዋርሕ ኩንትራት ክኣስርን ስለዝደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ኣብ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 6, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 6, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ፕሮፎርማ ቁ1 ሎት1፣ ና ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ፕሮፎርማ ቁ-1 ሎት2፣ ናይ ላቫጆ ግልጋሎት ፕሮፎርማ ቁ 1 ሎት-3 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 9, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኦዲት ተዛማድኡን/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ካልኦት ፅገና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ግራፊክስ ዲዛይን/

ናይ ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ግልጋሎት እናሃቡ ዝነበሩ ዘገልገሉ ኣቅሑት ናይ ኮምፒዩተር ላፕቶፕን ኣክሰሰሪ ተዛማድን/ ኤሌክትሮኒክስ/ ኣቅሑት፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ናይ መኪና መለዋወጢ / ስፔር ፓርት/ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 12, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 6, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 6, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 6, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/