ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቁሑት ቢሮ፡ አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፡ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ፡ናይ ቤት ትምህርቲ አቁሑት ላብራቶሪ ፡ስሚንቶ ካብ መቀለ ናብ ማይዶሃን ምጉዑዓዝ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት መዓድንን ኢነርጅን ዝዉዕል ናይ ቦቲ ቦጥ ናይ ማይ ክራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ፁሩይ ዝስተ ማይ ምጉዑዓዝ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 17, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ኣብቲ ወረዳ ብቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳርን መሬትን ንዝካየድ ዘሎ ናይ ፒኤኤ ፕሮጀክት ኣብ ዘተፈላለየ እዋናት ግልጋሎት መጋዕዝያ ኣብ ዝደልየሉ እዋን ዝጥቀመለን አናእሽተይ መካይን ንምክራይ አወዳዲሩ ንሽድሽተ ወርሒ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 80.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ (ከም ከምፒተር :ፕሪንተር :ላፕቶፕ ካልኦት) ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ኦፊስ ፈርኒቸራትን ናይ ኣብያተ ትምህርቲ (ወንበር ስቱል ወዘተ) :ናይ ሕተመት ስራሕቲ :መኪና ፅገና : ግልጋሎት ቢያጆ ምጉዓዝን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ንዉሽጣ ዉሽጢ ፅርጊያ ከተማና ዝከዉን ዝተመረፀ ሓመድ ካብ ጭኒ ክፅዕን ስለ ዝደሊ ወነንቲ ገልባጭ መኪና በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 7, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ግልጋሎት ዝዉዕል ሲሚንቶ ካብ መቐለ መሰቦ ሲምንቶ ፋብሪካ ናብ ወረዳ መረብ ለኸ ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከጋዓዕዝን ከምኡዉን ንቤት ፅሕፈት ገጠር ልምዓት ሕርሻን ቀለብ ወይድማ መኖ ናይ እንስሳ ክዕድግን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 18, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ መኪና ክራይ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ብተከታታሊ ን 6 ኣዋርሕ ዝፀንሓ 8 ሰባት ዝሕዛ 6ተ ሃርድቶፓት መካይን ኣብ ዝተፈላለየ ሆስፒታላት ግልጋሎት ዝህባ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 7, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም አብቲ ወረዳ ንዝሳለጡ መሰረት ልምዓት መሳለጢ ዝዉዕል ካብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ እንትጮ ስሚንቶ ከጓዓዕዝ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ወይ ሰብ ደረቅ ፅዕነት መካይን ንክትጫረቱ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ከይዲ ስራሕ ፅሬትን ፅባቀን ግልጋሎት ዝዉዕላ ሴኪፕሎደራት ክራይ ዕድጊት ንምፍፃምብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ብዓዉደ ስራሕ ማሽነሪ ክራይ ፍቃድ ዘለኩም ወይድማ ስኬፕሎደራት ተቅርቡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ኣበርገለ ዓለምለከ ልምዓት ሃፍቲ እንስሳት ኣብ ኣሉላ ኣባነጋ መዕረፎ ነፈርቲ ዝርከብ ብትን ሳዕሪ ናብ ትካሉ ከጋዕዝ ይደሊ ስለዚ ዉን ካብዚ ንታሕቲ ረቀሒ እተማልኡ ተጫረቲ እቲ ሳዕሪ ካብ ኣሉላ አባነጋ መዕረፎ ነፈርቲ ናብ አበርገለ ዓለምለከ ልምዓት ሃብቲ እንስሳት ከጋዕዝ ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 12, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/