መቐለ ኢንድስትሪ ፓርክ ሰራተኛች ወደ ስራ ቦታ የሚመላለስበት በሚከተለዉ ሰንጠረዥ መስፈርቶች የሚያማሉ ሁለት ኣስራ ኣንድ ሰዉ የመጫን ኣቅም ያላቸዉ እና ኣስራ ኣንድ ኣምስት ሰዉ የመጫን ኣቅም ያለዉ ሰርቪስ መኪኖች መከራየት ይፈልጋል ስለሆነም የሚከተሉት መስፈርቶች የምታማሉ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 08:02 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ኢንስትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ብ/ክ/መ/ ትግራይ ክራይ ፊልድ መኪና ንበጀት ዓመት2013ዓ/ም ብዕድጊት ክፍፅም ይደሊ ስለዚ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ን2013 ዓም ንናይ ከተማ ሸራሮ ሓምለዎት ቦታታት ካብ ክሬቸር ማይ እንዳጋዓዓዘ ከስቲ ዝክእል ናይ ማይ ቦጥ ክራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦጥ ንምጉዕዓዝ /ንምምልላስ/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 03:40 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሳምረ ን 2012ዓ/ም ንሓደ ዓመት ልዕሊ 24 መንበር ዘለዋ ደረጃ ሐደ ሰርቪስ መኪና በቢ ወርሑ ዝሕደስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ መስከረም 05/2013ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30/2013ዓ/ም ንሰራሕተኛታት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ንመጓዓዝያ ዘገልግል ማለት እዉን ሰርቪስ ግልጋሎት ዝህባ ኣዉቶብስ በዓል 44 ወንበር ኮፍ መበሊ ዘለዎን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጳጉሜን 1, 2012 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጳጉሜን 1, 2012 08:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ን 2013ዓ/ም በጀሀት ዓመት ንማእኸል ሰራሕተኛታትን ንተሃነፅቲ ኣጎልግሎት ዝህባ 2ተ ሚኒባስ መኪና ክካረ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት ክተማልኡ ይግባእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጳጉሜን 2, 2012 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

በሃገር መከላከያ ሚኒስቴር የ4ተኛ ሜ/ክ/ጦር ከኩሓ መቀለ የሰራዊት አባላትና የሲቪል ሰራተኞች በስራ መግብያና መዉጫ ሰዓት የሚያመላልስ ባለ 24 ወንበር የመኪና ሰርቪስ ክራይ ግልጋሎት የሚዉል አወዳድሮ መከራየት ከአሸናፊ ነጋዴ ዉል ማሰር ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 14, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ቤት ፅሕፈት ትል/ፋይ/ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ንክ/ከተማና ንናይ ኮረና ሰርቪስ ግልጋሎት ዝዉዕል ሚኒባስ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ከተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ፕሮፎርማ ክትመልኡልና ብክብሪ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 13, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 15, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/