መቐለ ቤት ህንፀት ናይ ዝተፋላለዩ ተሃነፅቲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ፍቓድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ን2017 ዓ/ም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንኣባላትን ንሕጊ ተሃነፀትን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ካስርሕ ስለዝደሊ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፦

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 23, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ጣብያ ጥዕና መቐለ ን2017 ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ፅሬት ኣቅሑት ፣ሕትመትን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ንማሕበርና ህንፀት ማእኸል ዕዳጋ ህንፃ መሳርሒ ፀብቅለይ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ተከታታሊ ቁፅሪ ዘለዎ ናይ ኣታዊ ደረሰኝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክነሕትም ስለዝደለና ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 29, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 2, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 2, 2017 03:10 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ትም/ቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ስፍሓት 7 ሜትር ብ70 ሳንቲሜትር ዝኾነ ታቤላ ሽም ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ብሰብ ሙያ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 26, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 2, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 2, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎ ዝዉዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ንበዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሓለፍቲ ስራሕ ቲተር ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ስለ ዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ስራሕቲ ናይ ኤሌትሮኒክስ ዕድጊትን ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎትን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ግለጋሎት ክረክብን ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 20, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 21, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ካፌን ሬስትራንትን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ዝተፈላለየ ፓዳትን ካርድታትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 23, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 25, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሚሽን ኣብያተ ህንፀት ትግራይ ንፅሕፈት መሳርሒ፤ ፅሬት መሳርሒ፤ ንኣናእሽተይ ናይ ቢሮ ኣቑሑት ንምዕዳግን ተወሳኺ ድማ ንኣባላት ማስታወቅያን ንተሃነዕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ሕትመታትን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ካስርሕ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 19, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/