ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ጣብያ ማርታ ፍሉይ ቦታ ሓሚዳይ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ኣብ እንዳ ኣፈ ከሳሰ ኪ/ማርያም ገሰሰና ልጆቹ ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር መኽዘን ዝርከብ በዝሑ 3520 /ሰለስተ ሽሕን ሓሙሽተ ሚኢትን ዕስራን/ ባዶ ጥርሙዝ ዝሓዘ ናይ ዳሽን ቢራ ካሳ ብመበገሰ ዋጋ ንሓደ ካሳ ብር 555.00 /ሓሙሽተ ሚኢትን ሓምሳን ሓሙሽተን ብር/ ብጨረታ ክሽየጥ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 06:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ/ ካልኦት ዝሽወጡ/

ማሕበር ዕቋርን ልቓሕን መሓዙት ዘገልገለን ፍራስን ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ (ብሓራጅ) ክንሸይጥ ስለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ዋግዋጎ ትሬድንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር መቐለ ኣብ ዝርከብ ዋግዋጎ ትራንስፎርመር ፋብሪካ ዘለው ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ኣብ መኸዝን መሬት ዝንፀፉ ፓሌት ጣውላታት ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ካርቶናትን ናይ ዘይቲ መትሓዚ ባዶ በርሚላትን ንሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ጨረታ ኣወዳድሩ ክሸይጥ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶደኩስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ትግራይ ሃገረ ስብከት መቐለ ናይ ደብረ ፅጌ ቅድስት ማርያምን ቅድስ ሚካኤልን ህንፃ መስረሒ ኮሚቴ ናይ ዓድሹምድሑን ቅድስት ማርያም ሓዱሽ ህንፃ ቤተክርስትያን ኣጫሪቱን ኣወዳዲሩን ብግልፂ ጨረታ ካስራሕ ስልዝድለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 27, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ሊዝ ጨረታ ቁዕሪ 02/2017 ምግዋሕ ይምልከት ናይ ቤት ፅሕፈት ኣጠ/ምም/ርመ/ም/መ/ትሕዝቶ ካዳስተር ከይዲ ስራሕ ኣጠቃቅማን መሬት ምሕደራን ሽረ-እ/ሰላሴ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 19, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 20, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ፔንቴክ ትሬዲንግ ኣክስዮን ማሕበር ናይ ሕሉፍ በጀት ዓመታት ማለት እውን ካብ ሓምለ 01, 2011 ዓ/ም ክሳብ ሰነ 30 2016 ዓ/ም ዝነበሩ ናይ ትካልና ናይ ሒሳብ ምንቅስቃሳት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ሙሉእ ኦዲት Full Audit ከግብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለኩም ናይ ደገ ኦዲተራት ንክትሳተፉ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 23, 2017 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ሚሽን ስፖርት ክ/ትግራይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

YMCA(ወወክማ) ከባቢ ማርያም ጉግሳ ኣብ ዘለዎ ሜዳ ከካሪ ስለዝደለየ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣልሚዑ ክካረ ዝደሊ እዙይ ምልክታ ካብ 09/05/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 16/05/2017 ዓ/ም ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ባትሪን ካላማደርያን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 13, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 13, 2017 04:35 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/