ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ኮብልስቶን ክንዕድግ ስለ ንደሊ እዚ ድማ ኣብ ክልተ ኣዉላዕሎ ካብ እንዳርታ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕደጋ ሓሙስ ዘጋዓዕዝ ሲኖ ትራክ መኪና ኮይኑ በዝሒ ኮብልስቶን 7000 7ተ ጊዜ ከርቭ ስቶን 360 ሜትር 2ተ ጊዜ ዘመላልስ መፅዓንን መረገፍን ካብ ናይ ባዕሉኩም ኮይኑ ከርቭ ስቶን ግልጋሎት ክንዕድግ ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 04:03 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ማሽነሪ ክራይ/

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል መልዐሊ ኮንቲነር ክሬን ክራይን ፣ ንእሽተይ ባንዴራ ትግራይ፣ ንእሽተይ ኣርማ ባነር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክካረ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 04:03 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ናይ መስመር ዓበይቲ ፅገናታት ዘገልግል ዝዉዕል ባል ሎደር ብክራይ ንከቅርብ ብደ.ቁ 18 114 /ቐ/መ/ማይ ዕለት 15/04/2012 ብኣ/ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 22, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ንሳልሳይ ግዜ ብዘዉፀእናዮ ፕሮፎርማ ብምዕዳም ሳዕሪን ተክልን ማይ ቦጥ ምስታይ ክሳብ ሰነ 30/2012 ዉዕሊ ንምእሳር ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ሓራሲት ትራክተር ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ኬዚንግ ንምዉፃእ ክራን ትራክ ልዕሊ 10 ቶን ተልዕል ብክራይ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ኣጎልግሎት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ እቲ ብጨረታ ክዕድጎ ዝደለየ ማሽን ክራይ ማለት ብልዶዞር ኬት ዝዓይነታ ማሽን እንትኸዉን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ላዕላይ አድያቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 11, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 70.00
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ብዳይሬክተሬት ዳይሬክቶር ቅድመ መጠንቀቅታ ግ/መልስን ም/ዉሕስናን ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ ናይ ዝተባለሸወ እኽሊ መወገዲ ጉድጋድ ኣኩዒቱ ብኤክስካቫተር ክወግድ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ን 2012 ናይ ስራሕ ዘመን ዘድልዩ ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ኮንስትራክሽን ማሽነርታት ኣናእሽቶይ መካይንን ንሓደ ዓመት ብጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ በቲ ተተሒዙ ዘሎ ዝርዝር ረቃሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ከተጫርቱ እትክአሉ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኮሌጅ ቴክኒከን ሞያን ሰለኽለኻ ን2012ዓ/ም ንምምሃር ምስትምሃር ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናዉቲ ትምህርቲ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ናዉቲ ፅሬትን ሕትመትን ፣ ሓመድን እምንን፣ ብሳዓት እትሰርሕ ሎደር ፣ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 25, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መስከረም 25, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ማሽነሪ ክራይ/