የኢ/ያ ቤተሰብ መምርያ ማህበር ሰሜን ፅ/ቤት በግቢዉ ዉስጥ የሚገኘዉን ካፌ ከነ ሙሉ እቃዉ በጨረታ አወዳድሮ ለማከራየት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 15, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 15, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ የሚያሰራዉ ህንፃ B+G+10 በስተ ምስራቅ ያለዉ የኮሜርሻል ኖሚንስ በላይ ያለዉ 2ኛ ወለል 159 ካሬ ኣንድ ክፍል ቤት በጨረታ አወዳድሮ ማከራየት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ኩባንያና ኢንሽራንስ ብርሃን ኣ.ማ ኣብ መቐለ ከተማ ቀዳማይ ቀያነ ወረዳ ቀበሌ 19 ድሕሪ አረጋዊ ሃይሉ ህንፃ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ኣይተ ዳዊት ገ/ሚካኤል ዝኾነ ህንፃ ኣብ ዝተኸረናዮ ንቢሮ ዝኸዉን ትርፊ ክፍሊ መሊሱ ንኻልኣይ ወገን ናይ ምክራይ መሰል ብዝተወሃቦም መሰረት ናይ ገዛ ቁፅሪ ሓድሽ ዝኾነ 1ይ ደብሩ ቢሮ ቁፅሪ 02 ስፍሓቱ 49.3 ካሬ ሜትር ዝኾነ ንቢሮ ኣጎልግሎት ዉዕል ክካረ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቀለ ቀዳማይ ወያነ ጣብያ ዘስላሴ ቁፅሪ ገዛ 98 ተባሂሉ ዝፍለጥ ናይ ንግዲ ገዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካሪ ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቀ/ወያነ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበርና ዝኮነ ብሴቶች ቤት ብልዒ ዝፍለጥ ብደቡብ መንገዲ ብምዕራብ ኣስፋልት መንገዲ ዝዋሰን ጎኒ ሚላኖ ዝኮነ ዘሎዎ ክፈቲ ቦታ ስፍሓቱ 1400 -1800 ካሬ ዝኮነ ብግዝያዉነት ሰሪሖም ንባህላዊ ኣዳራሽ ቤት ብልዒ ፣ መናፈሻን ተዛመድትን ንግዲ ግልጋሎት ሰሪሖም ክጥቀሙ ንዝደልዩ ስራሕቲ ን 5 ዓመት ክተካሪ ስለ ዝደለየት ንተጫረቲ ትዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 1, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 17, 2012 10:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ለሚያሰራዉ B+G+10 ህንፃ ግንባታ 2ተኛ ፎቅ ያለዉን በስተ ሰሜን ያለዉ የኮሜርሻል ኖሚንስ በላይ ያለዉ 2ተኛ ወለል በጨረታ ኣወዳድሮ ማከራየት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 2, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 9, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 12, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ናይ መቐለ ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕ/ስ/ማሕበር ኣብ 4ይ ደብሪ ብሎክ ረ ዝርከብ ኣድራሻ ንመአከብን ንመርዓንን ዘገልግል ዝነበረ ሰፊሕ ኣዳራሽ ካብ ምግብ ቤት፣ መስተ፣ ካፌን ወፃኢ ንካልኦት ግልጋሎት ዝዉዕል ብዉልቀ ይኵን ብዉድብ ንምክራይ እትደልዩ ብናይ ባዕልኩም ወፃኢ ብምክፍፋል ይኩን ከይተከፈለ እዉን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ብካሬ ከካሪ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 23, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/