ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽቲ ቀዋሚ ንብረት ሃላቅን ንብረት ናይ ኤለክትሪክ አቁሑ ከምኡ እዉን ናይ ፓርትሽን ስራሕቲ ናይ ፅሬት ስራሕቲ አወዳዲሩ ክገዝእን ክነስርሕን ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 11, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም የካቲት 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ናይ ኣልሚኒየም ስራሕቲ ክስርሕ ስለዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት ከማልኡ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 9, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር /

ማሕበራዊረዲኤትትግራይ/ማረት/ ኣብዝተፈላለየ ወረዳታት ሳምረ: ግጀት :የጭላ: እንትጮ ማይቅነጣልን ኩኩፍቶ ዝሰርሖ ዘለዋ ናይ እኽሊ መኽዘን ዝኸዉን መዓፆ ኼንችን ዝተፈላለዩ ናይ ብረታ ብረት ሰሪሕኹም ምግጫም ብናይ ጉልበት ዋጋ ጨረታ ኣወዳዲሩ በናይ ባዕሎም መሳርሒ ክተስርሕ ትደሊ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉ ተዘርዚሩብዘሎመሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉምኮኖምንሕብር::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 29, 2007 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 12, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር /