ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ኤሎትሮኒክስ መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 12, 2017 08:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ታሕሳስ 12, 2017 08:40 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዕቛርን ልቓሕን ሚዛን ንበጀት ዓመት 2017 ግልጋሎት ዝውዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት (Electronics) ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሪክቶሪት ዕድጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ግልጋሎት ዝርከቡ ቤት ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ከም ኮምፒተር ላፕቶፕ ፕሪንተር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 24, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 3, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 3, 2017 11:35 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ስሩዕ በጀት መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ዕድጊትብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: መሳርሒ ፅሕፈት ቢድቢንድ 15000 ንኣቅሑት ፅሬት 2000 ቅርሺ ንኣቅሑት መለዋወጢ መኪና 6000 ቅርሺ ንናይ እንንስሳ መድሓኒት ናዉቲን 6000 ቅርሺ ንኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን 8000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

አብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ናይ ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ዋይፋይ ኬብል ብፕሮፎርማ አወዳድርካ ክግዛእ ንደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 14, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ኤለትሮኒክስ መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 12, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 08:40 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኲሓ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ክ/ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቑሑት ማለት እውን _ ፅሕፈት መሳርሒ፣ኤሌትሮኒክስ፣ፅሬት ኣቁሑት ሕትመትን ፈርንቸርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 10, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2017 ዓ/ም በጀት ዓመት 20 ዲስክ ቶፕ ኮሞፒተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 19, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/