ንካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ታዳጊ ዉሃ ኢትዮዽያ ከተማ ኣላማጣ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ኣቁሑት ኬሚካልን ቤተ ፈተነ ፡ ናይ ቤተ ንባብ መፃሕፍቶ፡ ዕጥቂ ስፖርት ፡አቁሑት IT ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 5, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ሕዳር 12, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣግኣዚ ኣብ 2008 ዓም በጀት ዓመት ዝድልዩ ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ኣቁሑት LCD Projector ,digital duplicator EPSON ከምኡዉን ን ቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዑሉ ዝተፈላለዩ አቁሑት ቤተ ፈተነን ኬሚካላትን ስፖርት ዕጥቅን ኣቁሑትን ማፃሕፍቲ ቤተንባብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 30, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ንሕክምና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና ናዉትን ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 18, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት : ናይ ኤሌክትሮኒክስን : ከሚካላትን ብግልፂ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣ ኣቁሑት መለዋወጢ መኪና ፣ንናይ ላባራቶሪ ን ኬሚካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ስለዚ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ዘለዎ ዝርዝር መለክዕታት ተማልኡ ነጋዶ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር መሰረት ንክትጫረቱ ሰነድ ጨረታዉን ዘይምለስ ንነፍስወከፍ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብቲ ትካል ክትወስዱ የተሓሳስብ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 13, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/