ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ሎት 1 ህንፃ መሳርሒ፣ ሎት 2 ሓሸዋን እምንን ፣ ሎት 3 አቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ሎት 4 ቀላሚጦስ ፣ ሎት 5 ጨርቃ ጨርቂ፣ ሎት 6 መስትዋት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 8, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ.ዉ.ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነታት ንብረት Aluminuim Tublar Frames ፣ Ega sheet 4000,04mm ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወደዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፔፕሲ ኮላ ፋብሪካ ለፋብሪካዉ ምርት ክፍል ዉስጥ 2*3*2.6 ሜትር የሆነ መስታወት እና አለሚኒየም ፓነል የሚሰራ ቢሮ በጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 08:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ትግራይ ናይ ዓድዋ አገልገሎት መዉሃቢ ቤት ፅሕፈት ናይ ህንፃ መወዲኢ ዘድልዩ ናዉቲ ማለት እዉን ናይ ዕንፀይቲ : ናይ ኣሉሚኒየምን : ሰራሚክን ከምእዉን ናይ ኢድ ዋጋ ሙሉእ ስራሕ ወዲኡ ዘረክብ በግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 16, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 16, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅገና ግልጋሎት ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርናክንገዝእ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ትግራይ ባዮቴክኖሎጂ ማእከል ኣብ ዞባ መቀለ ክፍለ ከተማ ሰሜን ጣብያ ላጪ ኣብ ቀፅሪ ግቢ ዘስርሐ ዘሎ ህንፃ መዕፆን መስኮትን ኣድላይ ማተርያል አቕርቡ በቲ ዝወፀ ስፔሲፊኬሽን መሰረት ሰርሑ ገጠሙ ዘረክብ ትካል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 20, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ኣብ ከተማ አለማጣ ንዘስርሖ ዘሎ ፍረ ስዉኣት ማእከል መናእሰይ 3ይ ደብሪ ህንፃ ናይ ኣሉሚነየም : መስትያት : ማዕፆ : ናይ ደረጃ መደየቢ ምስ መስረሒኡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 29, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ መጠን መሰረት ናይ አሉሚኒየም ፓርቲትሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 7, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 21, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መጠን መሰረት ናይ ኣሉሙኒየም ፓርቲሽን ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 17, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 2, 2010 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ኤለክትሪክ ኢትዮዽያ ሪጅን ሰሜን ኣብ ከተማ መቀለ ዘስርሖ ህንፃ አሉሚንየም በርን መስኮትን በጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 29, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 8, 2010 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 8, 2010 06:01 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን/