ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ መስተ ከተማ ሽራሮ ኣብቲ ከተማ ገጢሙ ንዘሎ ሕፅረት ፁሩይ ዝስተ ማይ ንምሽፋን ኢሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ አቁሑት ቦጥ መኪና ኢኖ ጃፓን ፣ ፐስተር ፓምፕን ፣ባትሪዲንግ ማሽንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 2, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማእከልምርምርሕርሻሑመራ ብናይመደበኛበጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድሕድ ሎት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሮቆሒታት ብምምላእተዳሓሒዙዝቐረበ ዝርዝርመሰረት ናይ ጨረታሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኽእሉ ነፍልጥ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ሕርሻ መሺነሪ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ትካልና ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ አብ ናይ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ትምህርቲ ጋርመንት ከም ናዉቲ ጨርቂ : ፅሕፈት መሳርሒ : ንስልጠና ከገልግሉ ዝኽእሉ ናዉቲ ሕርሻ ኮይኖም መሳርሒታት ህንፃን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/