ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ 20126 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈቱ ዝኮና ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ አብ ቀበሌ 01 ጣንቃ ማይ ሎሚን ደጋፊ መንድቅ ምንስራሕ አብ ሲአፒ ዝደድሓዘ ኮድ ABI/CW/MRIW/2/2016 RC/GC ደረጃ 8ተ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ዘለዎም ተኮናተሪ አጫሪቱ ብግል ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 1, 2016 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ኣብ ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረተ ልምዓት ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ስራሕቲ ጣብያ ንግስት ሳባ ፍሉይ ሽም ከባቢ ጰጉሜ መናፈሻ ተፋሰስ ንምስራሕ ደረጃ 8 RC/GC ብርኪ ፈቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ማሕበር ወይ ብዉልቀ ዳእንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/

ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ሽረ ናይ ምንፃፍ እምኒ ማለት እዉን ኮቡል ስቶን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደሊ እዞም ስዒቦም ዝዝርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 10, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 10, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ስራሕቲ ጣብያ ንግስቲ ሰባ ፍሉይ ሽሙ ከባቢ ጳጉሜን መናፈሻ ተፈሳስ ንምስራሕ ደራጃ 8 RC/GC ብርኪ ፍቃድ ናይ ንእሽተይ ትካላት ዘለዎ ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስተራክሽን ብዉልቀ ወይድማ ብማሕበር ድኣንትን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 26, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 19, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ማይጨዉ ስራሕቲ ፓርቲክል ቦንድ ኃ/ ዝተ /ዉ /ኩባንያ አብ ወረዳታት እ /መኮኒ ኦፍላን ዝርከብ ናይ ባዕሉባህር ዛፍ ቆሪፁ ናብ ትካል ንምእታወዉ ዝሕግዝ ሓድሽን ፅገናን ግዝያዊ መንገድታት ( Access Roads) ዝሰርሑ ሕጋዊ ናይ መንገዲ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለዎም ተወዳደርቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 21, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 9, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 9, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንኮሮም ሰቆጣ ዓብይ ዓዲ መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት ኮንትራት 1 ኮሮም ላሊበላ መገንፀሊ ኩንትራት 3 ኣበርገለ ኣግበ ን ሆቴል ኣብርሃ ካስትልን ማለት እዉን መቐለ ናይ ጂኦ ቴክኒካል ኢንቨስትጌት ስራሕ ብኑኡስ ስራሕ ተቃራፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 25, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 25, 2013 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

መድሕን ኩለመዳይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ መሰረታዊ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ዝርከብ 500 ካሬ ሜትር ናይ ምድልዳልን ምፅራግን ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 16, 2013 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 16, 2013 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/