2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዘካይዶም ናይ መንገዲ ህንፀትን ፅገናን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ስሚንቶ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳር ካብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ከፅዕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 17, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ናይ ትካልና መንገዲ ስራሕ ንምስራሕ ሰብ ሞያ አዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ኣብ ናይ 2008 ዓመት በጀት ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዉቅሮ ኣብ ክልተ ዝተፈላለዩ ቦታታት ፀፀር መንገዲ ንምስራሕ RC/GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 28, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 19, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 120,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/