ኤጄንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ ንኡሽተይ መኪና ጎማ ፣ ኮምፒተር ፣ ላፕቶፕ ባትሪ ፣ ስፔርፓርት ፣ ዝተፈላለዩ ቀዋሚን ናይ ምግብና ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 25.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ግቢ ትምህርቲ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቕሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምሻጥ qala 01/03/630/12 ብዕለት24/09/2012ዓ/ም ዘዉፅኦ ጨረታ ናይ ስፔስፊኬሽን ፀገም ስለዝነበሮ ዳጊም ንክወፅእ ተገይሩ ኣሎ ስለዝኮነ ድማ ካብዚ ንታሕተ ዝተረዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ዝምልከቶም ኣካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣጎልግሎት ንምሃብ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት እቲ ትካል ኣብ ዝተፈላለየ ቀፅሪ ዝርከብ ትካል ብምሕላዉ ብግልፂ ዝርዝር ዘማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 23, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 23, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ኣቅሑት ቢሮን ፣ ምንፃፍን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 22, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 22, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መጋረጃን ምንፃፍን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኩባንያና ኢንሽራንስ ብርሃን ኣ.ማ ኣብ መቐለ ከተማ ቀዳማይ ቀያነ ወረዳ ቀበሌ 19 ድሕሪ አረጋዊ ሃይሉ ህንፃ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ኣይተ ዳዊት ገ/ሚካኤል ዝኾነ ህንፃ ኣብ ዝተኸረናዮ ንቢሮ ዝኸዉን ትርፊ ክፍሊ መሊሱ ንኻልኣይ ወገን ናይ ምክራይ መሰል ብዝተወሃቦም መሰረት ናይ ገዛ ቁፅሪ ሓድሽ ዝኾነ 1ይ ደብሩ ቢሮ ቁፅሪ 02 ስፍሓቱ 49.3 ካሬ ሜትር ዝኾነ ንቢሮ ኣጎልግሎት ዉዕል ክካረ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

Ethio telecom invites all interested and eligible bidders by this open competitive Bid for the procurement of vehicle rental service coaster and mini bus

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 02:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ካልኦት 4ተ ቦታታት ናይ ሓለዋ ስራሕ ፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መካይን ኣጎልግሎት ጋራዝ ደረጃ 3ተን ልዕሊኡን ዘለዎ፣ ናይ ፅሬት ኣጎልግሎት 5ተ ደብሪ ህንፃን ከባቢኡን፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ብክንትራት ን1ዓመት ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 08:45 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ መምርሒ ት/ፋይናንስን ነቲ ቤት ፅሕፈት ግጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን ጎማን እስፔርን ኣቅሕት ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 2, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 17, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 17, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/