ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

1 ናይ 2011ዓ/ም ንግድ ፍቃድ ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝኽእል

2 መለለዩ ቁፅሪ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ምስ ፎቶ ኮፒ ንግዲ ፍቃድ ከትሕዙ ይግባእ

3 ኣብቲ ጨረታ ናይ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ናይቲ ትካል ማህተምን ሽምን ብግልፂ ክረአ ኣለዎ

4  ናይቲ ጨረታ መኸበሪ ሰነድ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ብር 1000.00 ከቕርብ ዝክእል

5 ንሓፂን መፂንን ቱቦታት ሓፂንን ፣ ነዉቲ ኤሌክትሪክ ንጣዉላን መሰል ዕንጨይትን ነንበይኖም ብኪሎ ንሎኮር ናይ መኪና ጎማ ባትሪ ጓንቴራ ፣ ጀሪካን ፣ ስፐንጅ ፍርናሽ ካልኦትን ድማ ናይ ሓደ ዋጋ መሊኦም ከቕርብ ዝኽእል

6 እዚ ጨረታ ስዒርካ ምስ ተባሃላ ኣብ ዉሽጢ4መዓልቲ ሒሳቡ ብምኽፋል ብናይ ባዕሉ መጓዝያ ካብ ቐፅሪ ቤት ትምህርትና ክወስድ ዝኽእል

7 ቤት ትምህርትና እቲ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8 እዚ ጨረታ ዕለት 09/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣፍቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ኣብ ኣዳራሽ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 45 59 98 41/09 14 74 96 77