ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ግልፂ ጨረታ ገፅ 29
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ግልፂ ጨረታ ገፅ 29
ሆስፒታል ስሑል ሽረ ን2017 ዓም በጀት ዓመተ ዝተፈላለዩ ደንቢ ልብሲ: መሳርሒ ፅሕፈት : ዝተፈላለዩ ሕትመታት : ኣቅሑት ፅሬት : እስፔራት : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመራት መገጣጠሚ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽረ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዝተቀደዱ ፕላስቲክ ቀረጢት ማለት እዉን እስክራፕ ናይ ሎደር ጎማ : ዘገልገሉ ናይ ኣይሲቲ ኣቅሑት : ላሚንከስ ፕሪጅ : ሪሳይክል ፕሪጅ : ጭረት : ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ሕትመት ቀለማት ንዓማዊል ግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ስራሕ ፍቅዲ ንዘለዎም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 30, 2017 05:15 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ መቐለ ላጪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ናይ ሰራሕተኛታት ካፌቴርያ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቋሕታት ንዘማልኡ ተጫረቲ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 1, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 በጀት ዓመት ካብ UNDP በጀት /Peace Support Facility/ (PSF) ናይ ፈርኒቸር ኣቑሑት ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡ ስለዚ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ እንትጮ ኣብ ናይ 2017 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝር ዝዕደጉ ንብረታት ናይ ፕላምፒንግ /ባንባ ኣቁሑን/፣እሌክትሪኒክስ ኣቁሑን ፅሕፈት መሳርሕን ኢለትርክ ኣቁሑን ኮይኖም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 06:05 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: እንደርታ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 08:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሓወን ኣብ ዓመት 2017ዓ/ም ንናይ ከተማና መሰረተ ልምዓት ካልኦት ግልጋሎት ትውዕል ሻንቱ ዶዘር SD32 ማሽን ዝዓይነታ ንብረት ክፅግን ስለ ዝደለየ ነዚ ንብረት መፀገኒ ዝከውን ንብረት ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 08:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሓዉዜን
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 23, 2017 08:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ:1,000
ጨረታ መደብ ፅገና ተሽከርካሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
መቐስ ፖሊ ቴክኒክ ኮስጅ ኣብ ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ሳዕሪ ባዕሉ ዓፂዱ ዝወስድ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፣ በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 22, 2017 04:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኤልሻዳይ ሪሊፍ ኤንድ ዴቨሎፕመንት ኣሶሴሽን ኣብ 2016 ዓ/ም ኣብ ውሽጢ 8*(ሸሞንተ) ኣዋርሕ ዝተሰርሑ ፋይናንሳዊ ሒሳባት ብናይ ደገ ኦዲተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ኦዲተራት ክትጫረቱ ይዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 21, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 21, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ኣብ 2017 ዓም ካብ UNDP በጅትን PSF በጀትን ናዉቲ ኣቅሑት ማለት እዉን ፈርኒቸር ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ፅሬት ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:30,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
25
26
27
28
29
30
31
32
33
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (650)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2872)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (737)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2295)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (137)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (270)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1404)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(298)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(148)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(424)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1193)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1325)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (101)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (110)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1224)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(761)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(699)
ምግብን መስተን (306)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (970)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (193)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(212)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (227)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (387)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (249)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(217)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (919)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(303)
ስራሕቲ ምልላይ (29)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (387)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (765)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (48)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (503)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(886)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(69)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (314)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (170)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(317)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (376)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (125)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)