ቦክራ ዩኔየን ኩለመዳይ ሕ/ስ/ማሕበር

ምልክታ ጨረታ

ናይ ቦኽራ ኩ/መ/ሕ/ስ/ማሕበር ዩኔን ንብረት ዝኾነ ዘገልገለ ቺሊንግ ታንከር/Chilling Tanker/ ምስ ስታፕላይዘሩ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ስለዚ ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ ጨረታ መምልኢ ሰነድ ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም::

1. ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ 200.00 ብር

2. ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ እዋን ካብ 15/04/2018 ዓ/ም ክሳብ 22/04/2018 ዓ/ም

3. ጨረታ ዝዕፀወሉ እዋን 22/04/2017 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 8:00

4. ጨረታ ዝኽፈተሉ እዋን ዕለት 22/04/2018ዓ/ም ልክዕ ስዓት 8:30

5. ናይ ጨረታ መኽበሪ 10,000.00 ብር ዝምለስ በጥረ ገንዘብ፣ብሲፒኦ፣ወይ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል

6. ተጫረቲ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መሊእኹም ሙሉእ ኣድራሻ ብምግባር ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ክኣቱ ኣለዎ

7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማ ተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8. ጨረታ ዝሰዓረ እቲ ሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ብምእሳር በቲ ዝሰዓሮ ዋጋ መሰረት 10% ብምትሓዝ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ጠቕላላ ኽፍሊቱ ኸፊሉ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲታት ከልዕል ኣለዎ::