ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ግልፂ ጨረታ ገፅ 172
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ግልፂ ጨረታ ገፅ 172
ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ን ኣብያተ ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ናይ ጉልበት መኪና ጉልበት ጋራዥ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ/ ክግልገል ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጋዕዝያን ወረዳ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀትን ኣብ ወረዳ ዓድዋ ዕሸል ከተማ ይሓ ዝርከብ ጥዕና ጣብያ ናይ ምስፍሕፋሕ ጥዕና ጣብያ ኤምሲኤች ህንፃ ስራሕቲ ንደቀቅትን አናእሽተይን ንግዲ ትካላት ንግዲ ማሕበራት ብደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላትን ማሕበራት ኣወዳዱሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓድዋ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:150.00
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ማለት እዉን ሎት 1 ኣይቲ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 03:32 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ንወረዳ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 08:45 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታቱ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስን፣ ኣቅሑት ፅሬትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ላዕላይ ማይጨዉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ፅሕፈት መሳርሕን፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዊዒት የቕርብ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲረ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ( Design and Website Development TDA website) ዌብ ሳይት ምምዕባል ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲራ ክተማዕብል ትደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 08:20 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉለመኸዳ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝርከባ ዝተፈላለያ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ጉሎመከዳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፋብሪካ ቁጥር 8 ሚስማር በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል ስለሆነም ከዚህ በታች የተገለፁትን የጨረታ መመርያ እማልታቹ መወዳደር ትችላላቹ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 08:15 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
168
169
170
171
172
173
174
175
176
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (650)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2871)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (737)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2294)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (137)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (270)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1402)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(298)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(147)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(423)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1192)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1324)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (101)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (110)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1223)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(760)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(699)
ምግብን መስተን (306)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (970)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (192)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (227)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (387)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (248)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(216)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (918)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(302)
ስራሕቲ ምልላይ (29)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (387)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (765)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (48)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (502)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(885)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(69)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (314)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (170)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(317)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (376)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (125)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)