ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ፈርኒቸር /
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ገፅ 41
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ገፅ 41
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑ ፅሬት፣ ቀወምቲ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ሕትመት፣ መፃሕፍቲ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተርሳይክልን መኪናን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 23, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣሕፈሮም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 7, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ናይ ፅ/መሳርሒ ደቀቅቲ ናዉትን ከጫርት ስለዝደለየ ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝደለዩ ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 21/01/2012 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/02/2012 ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብር 50 ብምግዛአ ካብ ቢሮና ክወስዱ ትኽእሉ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 12, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ቢሮን ፣ ሞተር ሳይክልን ብአተዊ ቤት ማዘጋጃ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣላማጣ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
የሰቲት ሑመራ ዕቅድና ፋይናንስ ፅህፈት ቤት ለ2012 በጀት ዓመት ለተለያዩ አገልግሎት የሚውል ንብረት በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሰቲት ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ ፈርኒቸራት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ኣልትራሳዉንድን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፍርዲ ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ንቤት ፅሕፈትና ክገልግሉ ዝኽእሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸር፣ ፅሬት መሳርሕን ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2012 10:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ን 2012 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ብርክት ዝበለ ናይ ሎት 1 ግልጋሎት ጋራጅ ፅገና መካይን ሎት2ተ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ፈርኒቸርን ሎት 3ተ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር፣ ፕርንተር ላፕቶፕ፣ ዩፒኤስ ፣ ቢመር፣ ቢድዮ ካሜራ ፣ ካማራን ዋየርለስ ማይክሮፎን ፣ ሎት 4ተ ፅሕፈት መሳርሒ 5ተ ናይ መኪና ጎማ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ መቅረብቲ ብዘርፊ ዝተመዝገቡ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ናይ ዉዕሊ ብምእሳር ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 30, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ማሕበር ጠረፔዛን ወንበርን ብጨረታ አወዳዲሩክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 04:10 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸርን: ፅሕፈት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 6, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንኣጎልግሎት ወረዳ ቃፍታ ሑሞራ ዝዉዕሉ ካብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት ናዉቲ ቢሮ ፣ ናዉቲ ስፖርት፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
37
38
39
40
41
42
43
44
45
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (45)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (663)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(368)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(191)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(80)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (2905)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (744)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(615)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2334)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (139)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(86)
ኦዲት ተዛማድኡን(98)
ሕርሻ (271)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(39)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1445)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(325)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(778)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(161)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(432)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1212)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1349)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (101)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (111)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(121)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1237)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(767)
ምግጣምን ፅገናን(51)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(706)
ምግብን መስተን (311)
ኣቅርቦት ምግቢ (295)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (38)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (979)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1035)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(53)
ጥዕና (194)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(213)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (231)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(130)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (391)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(240)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (253)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(219)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(53)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (931)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1145)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(312)
ስራሕቲ ምልላይ (31)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(24)
ክራይ (393)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (777)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(429)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(437)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (50)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (535)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(948)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(79)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(19)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (324)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(28)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(333)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (172)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (379)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(217)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (126)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(46)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)