ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዘበሉ ቀወምቲ ኣቕሑት ፈርኒችር ከም ቁም ሳጥን /ሽልፍ / :ጠረዛን ናይ ፕላንት መሽነሪን ከም ኮምፒተራትን ላፕቶፕ: ፕሪንተራት ቢመር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 28, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/