ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
Close the sidebar
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል /
ምግጣምን ፅገናን ገፅ 2
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ግልፂ ጨረታ ኣብ ትግራይ ምግጣምን ፅገናን ገፅ 2
ሆስፒታል መቐለ ዝተፈላለየ ኣቅሑት ን2017 ብዘርፊ ንግዲ ስራሕ ሐለዋ ወይ እዉን ዋርዲያ : ብዉፅኢት ዉሕልና :ስጋ :እንጀራ :ኣትክልትን ፍራምረን: መመላለሲታ ማይ ቦጥ : አገልግሎት ፅሬት : ፅገና ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን: ኮምፒተርን :ምምላእ ቀለም ፎቶኮፒን :አገልግሎት ማሽን: ፅገና ተሽከርከርትን ጋራጅ ኦክስጅን : ንሰራሕተኛታት አገልግሎት ዝዉዕል ሰርቪስ ማለት እዉን አዉቶብስ ኪራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝሰዓሩ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብን
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 27, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 11, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 11, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ፅገና ተሽከርካሪ/ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ስራሕቲ ሓለዋ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሚሽን ስቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ናይ ኮምሽና ንብረታት ንምዕጋን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 21, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 24, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 24, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ምግጣምን ፅገናን/ ካልኦት ፅገና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኤለክትሪክ መጎጎ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 22, 2016 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ መኪና ስፔር ን ሙዚቃ ፅገናን ምልክታ ፕሮፎርማ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረተ ልመዓት ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ኣብ ጣቢያ ሙሴን ሰድሪን ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ሸራሮ ዝኮነ ናይ ጎደና መብራህቲ ፅገና ንምስራሕ ፍልፍል በጀቱ ድማ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ብደረጃ ወይ እዉን ብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ናይ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽራሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 12,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 250.00
ጨረታ መደብ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 10:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ጨረታ መደብ ምግጣምን ፅገናን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ንካልኣይ ግዘ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወዳደ መሰረት ልምዓት ኣብ 2016 በጀት ዓመት አብ ጎደና ክንፈ ገብረመድሂን ካብ ፕሮጀክት IDP ብዝተረከበ ባጀት ናይ ፅርጊያ መብራህቲ ፅገና ንምስራሕ ደረጃ 8 ብርኪ ፈቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብኤሌክትሮኒክስ መካኒካል ወይድማ ብኤሌክትሪካል ኢንሳታሌሽን ብማሕበር ወይ ድማ ብዉልቀ ዳቀቅትን ኣናእሸተይን ዝተዉሃቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 3, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣክሱም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 3, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 17,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
ጨረታ መደብ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
አብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ካብ UIIDP ብዝተረከበ በጀት ካብ ናይ ዓድዋ መእተዊ ዕዳጋ ዓርቢ ቀበሌ አሉላ ክሳብ ቤት እንዳ ኣምናአረጋዊ ቤተ ክርስቲያን ከባቢ ካብ ሆቴል ማይ ዓሳ ሆቴል ክሳብ ሸዊት ሆቴል ዝርገሐ ናይ ማእከል መንገዲ መብራህቲ ማለት እዉን median street Steel pool ንምስራሕ ብኤሌትሪክን ኤሌክትሮ መካኒካል ደረጃ 7 ን ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ዘለዎም ስራሕቲ ተኮናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 23, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓድዋ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 7, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 150,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 600.00
ጨረታ መደብ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ንኣብያተ ትምህርትን ንቢሮን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ንብረት ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2016 08:45 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 22, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ጨረታ መደብ መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
Previous
1
2
3
4
5
6
Next
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (48)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(19)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(26)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (886)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(391)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(81)
ስራሕቲ ማይ(217)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(106)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3154)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (801)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(626)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2463)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (148)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(94)
ኦዲት ተዛማድኡን(105)
ሕርሻ (340)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(154)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(49)
ሕርሻ መሺነሪ(43)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(27)
ህንፃ መሳርሒ (5326)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(411)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(844)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(101)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(184)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(465)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1315)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1409)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(69)
ምምካር (110)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(11)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(52)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(21)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(2)
ቋንቋ ትርጉም (36)
ትምህርቲን ስልጠና (119)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(3)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(122)
ትምህርቲን ትሬይንግ(28)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(15)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1326)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(814)
ምግጣምን ፅገናን(55)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(728)
ምግብን መስተን (350)
ኣቅርቦት ምግቢ (321)
ካፌን ሬስትራንትን(83)
እግድ (33)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(15)
መኪና ሓራጅ(13)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(8)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (60)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (11)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(40)
ፈርኒቸር (1061)
ገዛ ፈርኒቸር(19)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1071)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(54)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (38)
ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (38)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (3)
ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (3)
ጥዕና (211)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(19)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(227)
ናገዛ ኣቁሑት (56)
ናገዛ ኣቁሑት (56)
ኢንሹራንስ (4)
ኢንሹራንስ (4)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (241)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(4)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(132)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(137)
መሬትን ሊዝን (52)
መሬትን ሊዝን (52)
ፅገና (454)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(189)
ፅገና ሞተርሳይክል(142)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(51)
ፅገና ተሽከርካሪ(247)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (321)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(234)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(24)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(75)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (13)
መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (13)
ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2211)
ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት(2563)
ናይ ቢሮ አቁሑት(104)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (3)
መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (3)
ምስሊን ቀረፃን (8)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1006)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1173)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(321)
ስራሕቲ ምልላይ (37)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(7)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(26)
ክራይ (433)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(40)
መኪና ክራይ(448)
ማሽነሪ ክራይ(140)
መሸጣ (847)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(5)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(462)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(471)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (56)
ስራሕቲ ሓለዋ(38)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(5)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(34)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (3979)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(1119)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(96)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(21)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (263)
ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (263)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (17)
መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (17)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (650)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(32)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(349)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (68)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (175)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(325)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (393)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(232)
መኽዝን (29)
መኽዝን (29)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (177)
ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (177)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (134)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(172)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(53)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(5)