ኤጄንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዓቕሚ መዕበይ ስራሕቲ ማለት እዉን ምድብ 1 Development Mobile Web based Application and Mobile Application (Mobile App) ብብርኪ ክልል ጨረታ ኣወዳዲሩ ከማዕብል ይደሊ ስለዚ ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቃሕታት እንተነኣሰ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ተጫረቲ መምርሒ ክተማልኡ ይግባእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 6, 2012 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ዕዲጊት ሶፍትዌር/ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ቴሓር ሶፍት ዌር ሲዲታት ንምግዛእ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፀግን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 10, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 12, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ዕዲጊት ሶፍትዌር/ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ነቲ ትካል ዘገልግል ዳታ ቤዝ ሶፍትዌር( Data Base Software ) ከስርሕ ስለዝደሊ እቲ ትካል ብዝደልዩ መልክዕ ሰሪሕኩም ከረክብ እትክእሉ ተጫረቲ ስዒቡ ዘሎ Specification መሰረት ብምርአይ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 3, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መስከረም 4, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ሪሶርስ ማፒንግ ሳፍትዌር ( Resource Mapping Software) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ነሓሰ 30, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ዕዲጊት ሶፍትዌር/ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ኣብ ሸውዓተ ዞባታት ቢልቦርድ ናይ ዳይሬክቶራት ወሳኒ ኩነት፣ ሓዱሽ ሲስተም ሶፍት ዌር ንዳይሬክቶራት ምምሕዳር ገበንን ፍታብሄርን ዝውዕል ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ:-

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢ ምድቦም ዝተፈላለዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ዕዲጊት ሶፍትዌር/ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብ ቢሮና ዌብሳይት ዲቨሎፕ ክገብርን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቀዋሚ ኣቁሑት : ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ከምኡዉን ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 13, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/