ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ንዝርገሐ ማይ ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ህንፃ መሳሪሕን ቱቦታት ማይ መገጣጠሚን ፕላስቲ መምረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ሰለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 21, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈተ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሕታት ፣ ናይ ማይ ሓመድን ዕቀባታት መሳርሕታት፣ ናይ አምንን ፀፀርን ሓሽዋን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝአን ከሰርሕን ስለዝደለየን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና አገልግሎት ዝዉዕሉ ሎት ሐደ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ሎት ሰለሰተ ፕሳስቲክ ስላፕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 14, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 27, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ዩኒሰፎ ብዝተረከበ በጀት ንዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሳፕ መርሲቪል ፓምፕን :ሲዊች ቦርድ : ባይፕስን ፊቲንግን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 03:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሃላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኤሌክትሪክ ማተሪያል, UPS Battery, D Watering pump , power cable ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት መዘጋጀ ከተማ ሳምረ ናይታ ከተማ ዝሰተ ማይ ዝርገሐ ዝዉዕል ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 7, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማሕበረሰብ ዕደጋ ኮሜቴ ጣብያ ሓየሎም ከተማ ሸራሮ ፁርይ ዝሰተ ማይ ክዝርግሕ ስለዝደለየ ንኣገልግሎት እቲ ዘርገሐ ዘገልግሉ ካብ ሰደኛታት ተፅዕኖ ምላሽ ፕሮጀከት ምዕራፍ ክልተ ዝረከቦ ሐገዝ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 20, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ንክልኣይ ግዜ ዝወፀ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መስመራት ማይ ቡንቦ ሻወርን ሽንት ቤትን ንምፅጋን ዘድልዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ብምቅራብ ንሐደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሮም ክሰርሑ ዝደልዩ ትካላተ አወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 18, 2017 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍቲ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ንናይ መስተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 30, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ዳዕሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሓፈሻዎ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ንሑምማት ዝዉዕል ምግቢ : ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ መለዋወጢ : ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመርን ህንፃን ንፅገና ዝዉዕል ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 29, 2017 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 9, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ / ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/