ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልል ትግራይ 3ተ ናይ ፊልድ መኪና ክራይ ብሜላ ዕደጋ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ካብ 45-60 መዓልታት ናብ ዝተፈለለዩ ዞባታት ንዝግበር መፅናዕቲ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 05:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ንመበል 14 ጊዜ ብደረጃ ሃገር ንዝበዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ኣብቲ በዓል ተሳተፍቲ መጓዓዝያ ዝኸዉን 60 ሰብ ትሕዝ 1 ኣዉቶብስ ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 17, 2012 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ናሐፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ኮብልስቶን ካብ እንደርታ ጣብያን ናብ ኮረም ቴ/ሞ/ኮሌጅ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 6, 2012 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ሃገር ለከ ፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ኣይሱዚ ተሽከርከርቲ መካይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 25, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ማይ ቦጣት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቃሒ ከተማልኡ ይግባእ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ናይ ኣብ ዝተመረፃ 9ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቖጣ ዲክሌሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባበርቲ ግልጋሎት ትዉዕል መኪና ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንሕብር

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2012 07:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 27, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ንኣካዳሚና ግልጋሎት እትህብ ንግሪነሪ ማይ ብቦጥ ምቅራብ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቓሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 4, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 52ን ወረዳታት ኣብ ኣስፋልትን ፀፀርን መንገዲ ዝርከባ ኣብያተ ትምህርቲ ሱፐርቪዥን መግበሪ ኣብ ፅቡቕ ደረጃ ዝርከባ ዮዮታ ዳብል ካፕ ከከም ኩነታቱ ዝናዋሕ ን6ተ ወርሒ ዝፀንሕ ዉዕል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዉዕል ክተኣስር ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ደረቕ ፅዕነት /ሲሚንቶ ምጉዓዓዝ/ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ከጋዓዕዝ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ቅድን ስፌትን፣ ኤሌክትሪክ፣ ፈርኒቸር፣ ኪራይ መኪና ፣ ስነ ፅባቐ ኣቅሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 5, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 5, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/