ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲሓቂ ንመዘናግዒ መምህራን ዘገልግል ሓደ ማዕፆን ክልተ መስኮትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 14, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ: ሓፂን መፂን አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ብረታ ብረት ግዝኢት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ንሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ኢንዳስትሪያል ማተሪያል ኣቅሑት(ህንፃ መሳርሒ)፣ ብረታ ብረት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሮብ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክልል ትግራይ ናይ እንዳ ብረታ ብረት (ጣውላ) ስራሕቲ እትሰርሑ ናይ ዳርት ቦክስ /ካብ ጣውላን ሓፂንን ዝስራሕን ብላሜራ ዝስራሕ ናይ ትካንዶ ቁፅሪ መፅሓፊ ላሜራ ብረት ብሳምፕል መሰረት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ዓቀን ዘለዎም ጋበዩናት (Different size of Gabions) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 30, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ውቅሮማራይ፣ ሰለኽለኻ፣ ማይፀብሪ፣ ቆራሪት፣ ማይጋባ፣ ማይካድራን ዓዲ ረመፅን ዝርከቡ ንኡሳን ጨናፍር ንባንኪ ግልጋሎት ዝውዕሉ ባንኮኒ ናይ ዕንጨይትን ብረታ ብረትን ፍቃድ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 26, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ እናዳ ብረታ ብረት ጣውላ ሰራሕቲ እትሰርሑ ናይ ዳርት ቦክስ ካብ ጣውላን ሓፂንን ዝስራሕን ክምኡውን በላሜራ ዝስራሕ ናይ ትካንዶ ቁፅሪ መፅሓፊ ብላሜራ ብረት ብሳምፕል መሰረት ሰሪሑ ከቅርብ ዝኽእል ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ኣብ ከተማ ውቅሮማራይ፣ ሰለኽለኻ፣ ማይፀብሪ፣ ቆራሪት፣ ማይጋባ፣ ማይካድራን ዓዲ ረመፅን ዝርከቡ ንኡሳን ጨናፍር ንባንኪ ግልጋሎት ዝውዕሉ ባንኮኒ ናይ ዕንጨይትን ብረታ ብረትን ፍቃድ ካብ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 3, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 15, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ማሕበራዊ ረደኤት ትግራይ ( ማረት) ዝተፈለላዩ ዓቀን ዘለዎም ጋብዮናት (Different Size on Gabion) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/