ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ስራሕቲ ሕትመት /
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን ገፅ 9
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ ሕትመት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:40.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ ዓዲግራት ጥዕና ጣብያ ተ/ስውኣት 1ይ በጀት ዓመት ን ሕትመት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ክንገዝእ ንደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 30, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 30, 2013 08:02 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ነቅሰገን ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ሕትመት፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳሩ ክዕድግ ወይ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ሰነድ ጨረታ ካብ 18/01/2013ዓ/ም ክሳብ 03/02/2013ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ወዲ ሳምሩ ዝርከብ ወረዳ ነቅሰገን ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ንበረት መፂኢኩም ክትወስዱ ትክእሉ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ኣቅሑት ፅሬት፣ መቀያየሪ ንብረት ሞተር፣ ሕትመትን ፣ ሕክምና ናዉቲ ናይ እንስሳ፣ ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: Atsbi
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 05:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ቤተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕል ሎት 1 መሳርሒ ፅሕፈት ሎት 2 ሕትመት ሎት 3 ኣቅሑት ፅሬት ሎት 4 ኣቅሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል ሎት 5 ጎማታት መኪና ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኦፍላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዛታ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር/ንብረትን ን 2013 በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝረከቡ ኣብያተ ዕዮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ፣ 1 መሳርሒ ፅሕፈት ፣ 2 ሕትመት ፣3 ኣቁሑት ፅሬት ፣ 4አቁሑት ኤሎክትሮኒክስ ፣ 5 ፈርኒቸራት ፣ 6 ናይ መኪና ሰርቪስ ጋራዥ ብዘርፉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ዉዕሊ ክኣስርን ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተር ተንከፍ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ጎማን ባትሪን መኪና ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 16, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ ን2013ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት ፣ ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ኤሌክትሪክ፣ ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ ካልኦት በቢ ዘፈሩ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ከጫርት ስለዝደሊ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓ/ዓዲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 2, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2013ዓ/ም ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 18, 2013 02:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 18, 2013 02:32 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቅድስት ማርያም ሆስፒታል ኣክሱም ን 2013ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ዝተፈላለዩ መሳርሒ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ንምግዛእ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 03:45 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
5
6
7
8
9
10
11
12
13
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (715)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(368)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(191)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(80)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3720)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (744)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(615)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2334)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (186)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(86)
ኦዲት ተዛማድኡን(98)
ሕርሻ (348)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(39)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1807)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(325)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(778)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(161)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(432)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1431)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1349)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (139)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (165)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(121)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1534)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(767)
ምግጣምን ፅገናን(51)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(706)
ምግብን መስተን (378)
ኣቅርቦት ምግቢ (295)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1110)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1035)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(53)
ጥዕና (230)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(213)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (266)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(130)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (688)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(240)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (298)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(219)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(53)
ምስሊን ቀረፃን (18)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1464)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1145)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(312)
ስራሕቲ ምልላይ (64)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(24)
ክራይ (610)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (894)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(429)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(437)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (70)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1053)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(948)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(79)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(19)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (430)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(28)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(333)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (329)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (524)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(217)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (217)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(46)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)