ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ፈርኒቸር /
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ገፅ 48
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ውቅሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንቤት ዕይኡ ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑት ቤት ዕዮ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዉቅሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢሎቱ ዝ/የ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
መዓርግ ሆስፒታል ኣብ ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ሳልሳይ ዙር ዝተፈላለዩ ንብረት ማለት ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ፣ ክዳን ሰፋይት ማሽን ፣ ኣቅሑት ቢሮ ማለት ፈርኒቸር፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መድሓኒትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ኣብዚ ጨረታ ንክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ይሓትት
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 05:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:በቢሎቱ ዝተፈላለየ
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /
ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ነቲ ኤጀንሲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት ቢሮ/ ፈርኒቸር/፣ መለዋወጢ ኣቑሑት መኪና፣ ኮምፒዩተር ላፕቶፕን መለዋወጢ ተዛመዲ ኣቅሑትን ወይ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሓፂን መፂን ስራሕቲ ፅገናን ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኣገልግሎት ክረክብን ክዕድግን ስለዝደለየ በቲ ዘፈር ዝተዋፈርኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ቢሮ ኣናእሽተይ ኣቅሑት፣ ኣቅሑ ፅሬት ኤሌክትሮኒክስን፣ መሳርሒ ህንፃን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መረብ ለኸ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክ ኣላማጣ ነቲ ትካሉ ንምምሃርን ምስትምሃርን ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ማለት ኣቅሑ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መካይን፣ ሞተር ሳይክል፣ ስፖርት ዕጥቂ፣ ናይ ፈርኒቸር/ ናይ ተምሃሮ ወናብር/ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣላማጣ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክ/ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎ ዝውዕል ናይ ኣጋይሽ በዓል 3ተ መቀመጢ ናይ ብረት ወንበር ብተወሳኪ ድማ ወንበር ናይ ሓላፍነት ብሳምፕል መሰረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 5, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንምምሕዳር ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ብናይ መደበኛ በጀት ሴፍቲኔት ናውቲ ቢሮ፣ በርን መስኮትን፣ መዂዓቲ ብማሽን ክራይ ብፕሮፎርማ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ራያ ዓዘቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 03:31 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ማሽነሪ ክራይ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ንርክብ ህዝብን መንግስትን ከምኡውን ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ካብ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራት ማለት ናውቲ ቤት ዕዮን ጎማ መኪናን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:በቢሎቱ ዝተፈላለየ
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
44
45
46
47
48
49
50
51
52
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (695)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3662)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (734)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2288)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (179)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(83)
ኦዲት ተዛማድኡን(94)
ሕርሻ (343)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1735)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(297)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(146)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(422)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1398)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1316)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (135)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(42)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(17)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (161)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(12)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1518)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(759)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(699)
ምግብን መስተን (365)
ኣቅርቦት ምግቢ (282)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1095)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1021)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (228)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (262)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (675)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(181)
ፅገና ሞተርሳይክል(138)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(234)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (291)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(216)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(49)
ምስሊን ቀረፃን (17)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1437)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1131)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(299)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (598)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(31)
መኪና ክራይ(429)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (871)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(415)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(429)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (967)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(874)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(68)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (415)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (325)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(316)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (521)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)