ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ፈርኒቸር /
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ገፅ 26
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ናይ ቢሮ ኣቅሑት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 21, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 23, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ን ቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 3, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 4, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዉቅሮ ንሆስፒታል ዉቅሮ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መድሓኒት ሜድካል ሳብላይን ሪኤጄንትን ፣ ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሬት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናይ ጣዉላን ዕንፀይትን ስራሕቲ ማለት አዉን መድሓኒት መደረደሪ ሸልፍ፣ ኮሞዲኖ ጠረፔዛን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 17, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዉቅሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ነገራትን ፣ ናዉቲ ቢሮ ፣ ኣቅሑት መለዋወጥን ጎማን መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልእዎም ዝግብኡ ረቃሕታት እዞም ዝስዕቡ እዮም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጄንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ንዝተፈለለዩ ብሎት ዝተዘርዘሩ ዓይነት ንብረት ክዕድግ ይደሊ ሎት 1 ፈርኒቸር ሎት 2 ኤሌክትሮኒክስ ሎት 3 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት4 ስፔር መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ሎት 5 ሕትመት
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 30, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ሓወልቲ ንሴክተራት ቤት ፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ኤሌክትሮኒክስ ንብረት አወዳዲሩ ናይ 2012ዓ/ም 2ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ንብረት ግልጋሎት ዝዉዕል ክዕድግ የደሊ ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ሎት 2 ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ሎት 3 ፈርኒቸር ኣቅሑት ዝተፈላለዩ ንብረታት ሰነድ ጨረታ ትካልና ዝርዝር ንብረት ፅሕፈት መሳርሒ ናዉቲ ዝሓዘ ሰነድ ሕድሕድ 100 ብር ብምክፋል ካብ 05/08/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/08/2012ዓ/ም ሰነድ ምዉሳድ ትክእሉ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስትዩትት መፅናዕትን ምርምርን ፖሊስ ክልላዊ ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ቢሮ ኣቅሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ከምኡ ድማ ናይ ሰራሕተኛታት ኣዉቶብስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ን2012ዓ/ም በጀት ዓመት ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 25, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 10, 2012 05:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 10, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት በጀት ዝክፈል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናይ ኤሌክትሪክን ፣ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰርን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ናዉቲ ቢሮ/ፈርኒቸር/ ፣ ከምኡ እዉን ብናይ ቤት ፅሕፈት ማይን ማዓድንን ኢነርጅን ብናይ መደበኛ በጀት ዝክፈል ኣብ ጣብያ ዝባን ገደና ዝስራሕ ናይ መስኖ መሰጋገሪ ማለት እዉን ክሮሲንግ ካናልን ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ዝስራሕ 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ መስተ ማይን ከምኡዉን ብናይ SLMP በጀት ዝኽፈል 2ተ ናይ ሓባር ዒላታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ነዞም ቅድም ኢሎም ዝተገለፁ ዝምልከት ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ነቲ ናይ መስኖ መሸጋገሪ ማይ ማለት እዉን ክሮሲንግ ካናል ናይ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ደረጃ 10 ደቀቕቲ ዝኮንኩምእተን 12 ማእኸለዎት ጎዳጉዲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ከምኡ ዉን ነተን 3ተ ናይ ሓባር ዒላ ደረጃ 11 ደቀቅቲ ዝኮንኩም ነዞም ዝስዕቡ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:15,001.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን2ይ ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑ ፅሬት፣ ቀወምቲ ኣቅሑት ቢሮ ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ መፃሕፍቲ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተርሳይክልን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 18, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣሕፈሮም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 5, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
22
23
24
25
26
27
28
29
30
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (710)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(368)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(188)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(78)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3712)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (743)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(614)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2328)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (183)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(85)
ኦዲት ተዛማድኡን(96)
ሕርሻ (348)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(39)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1798)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(322)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(776)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(158)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(431)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1425)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1343)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (139)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (164)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(120)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1531)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(767)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(704)
ምግብን መስተን (375)
ኣቅርቦት ምግቢ (292)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1104)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1030)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (229)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(212)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (265)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(129)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (686)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(238)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (296)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(218)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(52)
ምስሊን ቀረፃን (18)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1459)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1142)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(310)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (610)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (892)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(428)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(436)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (70)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1034)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(931)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(78)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (427)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(27)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(331)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (329)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (523)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(216)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)