ስፖርት ክለብ መቐለ 70 እንደርታ ፋይናንሻል ዓቅሙ ንምዕባለ ምስ ዝ/ዩ መምረቲ፣ ጅምላ መማፃእተን ካልኦት ትካላት ምስ ስፖርት ክለብና ሓቢርኩም ንምስራሕ ሓሳብ ዘለኩም ትካላትን ግለ ሰባት እተእትውዎ ፕሮፖዛል ብምርኣይ ውዕሊ ኣብ ሓፂር ግዜ ናብ ተግባር ንምእታው ስለዝድሊ ዝርዝር ናይ እትሰርሕዎ ፕሮፖዛልኩም ኣብ ታሕቲ ተቀሚጡ ዘሎ መመዘኒ ረቋሒ መሰረት ንክትጫረቱ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 22, 2011 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መጋቢት 22, 2011 02:01 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ስራሕ ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011ዓ/ም ክትሰርሖም ካብ ዝሓዘቶም መደባት፣ 1 ምክያድ ካልኣይ ዙር ሲምፖዚየም ሃገር ቦቀል ባህላዊ ፍልጠታት እሴታትን ትግራይ ሓደ እዩ፤ ነዚ ስራሕ ኣመልኪቱ ምልክታ ጨረታ ብቁፅሪ 24/164/11 ብዕለት 27/05/2011 ወፂኡ ዝነበረ እንትኮን እኩል በዝሒ ተወዳደርቲ ስለዘይቀረቡ ሕዚ ካልኣይ ምልክታ ጨረታ ምውፃእ ኣድልዩ እዩ፤ ብመሰረት እዙይ ፕረሞተራት ነቲ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ተግባር ነቲ እትወዳደርሉ ስራሕ እውን ብምሉእ ይኩን ብፋል ሓዊሱ ንምትግባር /EVENT ORGANZING/ ወይ፣ ነቲ ስራሕ መፈፀሚ በጀት አብ ምትእልላሽ ጥራሕ ክትሳተፉ እንተኮይንኩም ድማ ንማሕበር ስራሕ መሳለጢ ክንደይ ንባዕልትኩም ድማ ክንደይ ሚኢታዊ ካብ እትእክብዎ ስፖንሰርሺፕ ከምእትሰርሑ ብምግላፅ ክትወዳደሩ ንዕድም፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 29, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ማኑፋከቸሪንግ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፕሮሞሽን ምልላይ ስራሕቲ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ብምትሕብባር ሰሙናዊ ፕሮግራም ፈነወ ቴሌቪዢን ማልት ኣለዋ እዚ መደብ ኣብ ምምሕያሽ ፅሬት ትምህርቲ ምምዕባል ባህልን ቋንቋን ናይ ባዕሉ እጃም ዘለዎ ኮይኑ ዝሓለፈ ዓመት ዶክመንተሪ ማለት እውን ሰነዳዊ ፊልም ስራሕቲ ማልት፣ ውድድር ተምሃሮ 2ይ ብርኪ፣ ተኸተታሊ ድራማ ክጋውሑ ሓግዮም እዮም ። ሰለዝኮነ ኣብዚ ዓመት እውን ምስ ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ብምትሕብባር ነዚ ዓመት ዝሰርሖ ዝነበረ ስራሕቲ አጠናኺሩ ክቅፅለሉ ስለዝደለየ ማለት እውን ኣብ ምጥንኻር ፅሬት ትምህርቲን ምምዕባል ባህልን ቋንቋን ዝሕግዙ ዓመታዊ ፕሮግራማት ንምድላው ዝስዕቡ ረቃሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትጫረቱ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 9, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 18, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 18, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት/ ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ/ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/ ትምህርቲን ትሬይንግ/

ኤጀንሲና እቲ ምርእቲ ኤግዚቢሽን ንምልላይ ኣብ ስራሕቲ ፕሮሞሽን ምስ ዝተዋፈሩ ትካላትን ናይ ቀረባብ ተኸላን ድንካን ስራሕቲ ዲጄይን ከካይድ ስለዝደለ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 6, 2009 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 19, 2009 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 19, 2009 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኢቨንት ምዝግጃው/ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/