ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣብቲ ሕቲ ቢሮና ንዝርከባ ጥዕና ጣቢያታት ግልጋሎ ዝዉዕል ስላፕ ሞልድ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 14, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 16, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት/ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጎዓዝያ ዝርከብ ከይዲ ስራሕን መንገዲ ምዕባል ገጠር ወረዳ ሳሕርቲ ሳምረ ኣብ ናይ 2017 በጀት ዓመት ብናይ መዘጋጃ ከተማ ሳምረ ናይ ፅገና መንገዲን ናይ ፎርም ወርክ ስራሕቲ ንምስራሕ ስለዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት ንዘማልኡ ተጫረቲ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 28, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 45,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

The Women Association of Tigray (WAT) Wants to purchase the item/Skill Buiding Materials.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ፋብሪካ ልሱልስ መሰተ ሞሃ መቐለ ንፋብሪኩኡ አገለግሎት ዝዉዕል 30000 ሊትሮ ናይ ምሓዝ ዓቅሚ ዘለዎ ናይ ቤንዝን ታንከር ኣብ ጎድጎድ ኮዒትካ ንምቅባር በዚ ስራሕ ዝተዋፈሩ ደረጃ 8 ናይ ህንፃ ስራሕቲ ሰብ ሞያ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 14, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክስዮን ማሕበር ፤ ኣብ ዓዲሓ B+G+7 ህንፃ ዲዛይን ክነስርሕ ሰለዝደለና ደረጃ ኣርባዕተን ልዕሊዑን ዝኾንኩም ኣማኸርቲ ነዞም ዝስዕቡ ረቚሓታት ተማልኡ ተጫረቲ ክትሳተፉ ንዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 10, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 20, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ካብ ናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምለሽ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ምዕራፍ ክልተ DRIP 2 ብዝተረከበ ናይ በጀት ድጋፍ ኣብ ጠብያ ደብሪ ማሪያም ጥዕና ጣብያ ደብረማሪያም ናይ ምዋልድን ክትትል ህፃናት ክፍሊ ኤምሲ ቸ ቢዩልዲንግ ብጠቅላላ ኮንትራክተር ንምስራሕ ብህንፃ ኮንስትራክሽን BC ወይ ፈቃድ ንዘለዎም ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 16, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/