ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ጥዕና /
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ ገፅ 10
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ ፈርኒቸራት ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ኣልትራሳዉንድን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 4, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ዉቅሮ ን2012 በጀት ዓመት ንምምሃረ ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕል ቀወምቲን ሃለቅንት ንበረታት መሳርሒ ፅሕፈት : ቅብኣት ዘይትን ተሽከርከርቲ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ጎማን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ማይ፣ ናዉቲ ሕክምና እንስሳት፣ ኤሌክትሪክ፣ መድሓኒት እንስሳት፣ ኣቅሓ ባሕሪ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 03:10 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዉቅሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 28, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማይኒ ሸራሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ዕቀባ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ን በጀት ዓመት 2012ዓ/ም 1ይ ዙር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መድሓኒትን፣ ናዉቲ ሕክምናን ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 7, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 21, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ዓዲግራት ሓፈሻዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝኸዉን ናይ መድሓኒት ሕክምና ናዉቲን ፣ ናይ ሕትመት ኣቁሐት ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ ነጋዶ ክዕድግ ከሰርሕ ይደሊ ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 19, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓዲግራት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 19, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:35,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን2012 ዓም በጀት ዓመት አገልገሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 13, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ሆስፒታል ሱሑል ን 2012 ዓ/ም ናይ 1 ርብዒ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ነሓሰ 27, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 4, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽረ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መስከረም 4, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ-ጉዶም መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ሕትመት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ኤልክትሮኒክስን ኤክስረይ ትቡን ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓዲ ጉዶም
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:10.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ብዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር 1 ናይ ኣሰልጠንትን ሰልጠንትን ናይ ምግቢ ቀረብ ግልጋሎት 2 ናይ ሕክምና ናዉቲ መሳርሕታት 3 ናየ ተሽከርከርቲ መኻይን 4 ናይ ሞተር ሳይክል 5 ናይ ጀነሬተራትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ኢድ ሰብ ሞያ ጋራዥ ፅገናን ሰርቪስን ንምክያድ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 9, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 22, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ካልኦት ፅገና/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ንኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕክምና መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 12, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 13, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 13, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ናይ ሰብ መድሓኒትን ሕክምና ናውቲን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 29, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 3, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
6
7
8
9
10
11
12
13
14
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (713)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(368)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(190)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(79)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3719)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (744)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(615)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2333)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (184)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(85)
ኦዲት ተዛማድኡን(97)
ሕርሻ (348)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(39)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1803)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(323)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(776)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(161)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(432)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1430)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1348)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (139)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (164)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(120)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1532)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(767)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(705)
ምግብን መስተን (376)
ኣቅርቦት ምግቢ (293)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1107)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1032)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(53)
ጥዕና (230)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(213)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (266)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(130)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (687)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(239)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (297)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(218)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(53)
ምስሊን ቀረፃን (18)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1462)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1144)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(311)
ስራሕቲ ምልላይ (64)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(24)
ክራይ (610)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (894)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(429)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(437)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (70)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (1043)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(938)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(79)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(19)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (428)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(27)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(332)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (329)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (523)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(216)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (216)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(45)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)