ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል /
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን ገፅ 34
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ኣክሱም ን2011ዓ/ም ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ቱቦን መገጣጠሚን ፣ መሳርሒ ቴክኒክ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፓም፣ ናውቲ ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ፅሬት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ብስክሌትን ሞተር ብስክሌትን፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ፣ መመላክዒ መኪናን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 02:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 13, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝ/ዩ ኣበያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናውቲ ኣይሲቲ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ተክልታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽረ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:60.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብ ወረድኡ ዝርከባ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ አቁሑ አቁሑት ቢሮ ናይ ማይ መጋዕዝያ ስራሕቲ አቁሑት መለዋወጢ መኪና አቁሑት ጀነሬተር ዝአመሰሉ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዘእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ናዕዴር ዓዴት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 05:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ዝኾና ብብረትን ዕንፀይትን ስራሕቲ ተዋፊርና ንርከብ በዚ መሰረት እቲ ዝተጠቀሰ ቦታ ዝስራሕ ንምህናፅ ዘድልየና ኣብ ብሎክ 1 ዘድሊ ልዕሊ ቢም ስራሕቲ ንምስራሕ ንደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
በኢ.ፌ.ዴ.ሪ የአገር መከላከያ ሚኒስቴር የሰሜን ዕዝ ጠቅላይ መመሪያ የተለያዩ የተሸከርከሪ መለዋወጫ ዕቃዎች እና አላቂ የጽዳት ዕቃዎች
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 1, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
ናይ ደኩመንት ዋጋ:በየሎቱ የተለያየ
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
መስተካከሊ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓውዜን ናይ ሞተር ሳይክል ሰፔር /መለዋወጢ ኣቅሑት ዕለት 18/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ዝክፈት ዝነበረ ብምክንያት ናይ ጎይታና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ በዓል ስቅለት ንዕለት 23/08/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2011 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ንምም/ር ፅ/ፅባቀን ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሞ/ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ጎማ ናይ መካይንን ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር መለዋወጢ ኣቅሑት ናይ ተሽከርከርትን ጀነሬተርን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደሊ ክትጫረቱ ትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ክተወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ንገልፅ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ቤት ፅሕፈት መንገዲ ኮንስትራክሽን ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ካብ ጣብያ ዳንቃላ ናብ ፅራሌ ዝወስድ መንገዲ ክንፀርግ ስለዝደለና ካብዚ ቀፂሎም ንዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኦፍላ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
30
31
32
33
34
35
36
37
38
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (691)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(363)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(183)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(73)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3655)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (733)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(612)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2283)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (179)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(83)
ኦዲት ተዛማድኡን(94)
ሕርሻ (343)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1727)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(296)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(761)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(89)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(143)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(419)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1394)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1312)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (135)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(42)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(17)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (161)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(12)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1514)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(757)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(697)
ምግብን መስተን (364)
ኣቅርቦት ምግቢ (281)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1094)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1020)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (228)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (262)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(133)
ፅገና (675)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(181)
ፅገና ሞተርሳይክል(138)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(234)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (290)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(216)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(48)
ምስሊን ቀረፃን (16)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(11)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1435)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1130)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(298)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (598)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(31)
መኪና ክራይ(429)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (871)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(415)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(429)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (960)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(867)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(68)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (415)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (325)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(316)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (520)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(213)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)