ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑ / Construction Material/ ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 8, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሴ ብርክት ዝበሉ ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ፈርኒቸር ማለትዉን ስራሕቲ ጣዉላ: መሳርሕታት ህንፃ ፣ መሳርሒ ፅሬትን ካልኦትን ብርክት ዝበሉ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክሰርሕን ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 2, 2011 03:50 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ሲሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 10:10 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስ ቀፂሎም ንህንፃ መሳርሒ ዝውዕል ሲሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 10:15 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ባህር ዛፍ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 15, 2011 09:10 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንመሰረተ ልምዓት ግልጋሎት ዝውዕል ምሩፅ ሓመድ ዕደጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ካብ ደኣንት ቅድመ ቢዝነስ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንርክብ ህዝብን መንግስትን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መሳልል ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 30, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ኩሓ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረተ ልምዓት ዋንነቱ ብናይ ከባቢያዊ ልምዓት ዝኮነ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ሶዲየም ሼክሴር ምስ ኣምፕሉን ናይ ደገ መብራህቲ ዝዉዕሉን ኣቅሑት ኮንስትራክሽንን ኣቅሑት ኤሌክትሪክን ድማ ናይ ኩሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል መዋልዳን ህንፃ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 10, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምም/ርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 11:01 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስምሃር ምምሕዳር ስራሕትን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ህንፃ መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክስቲ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ እምንን ሓሸዋን ንቲዮታ ሲንግል ካፕ ሞዴል HZJ79L/TJMRS መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/