ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ዓመት 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ኮመፒተር አክሰሰርን አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ መኪና ዘይትን ቅብኣትን ብቫትን ብዘይ ቫትን ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 22, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 1, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሰነ 1, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽቲ ቀዋሚ ንብረት ሃላቅን ንብረት አቁሑትአወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ስለዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 11, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ኮሌጅ ቴክንክን ሞያን ኮረም ንምምሃር ምስትምሃርን ምምሕዳር ስራሕቲ ግልጋሎት ዝውዕሉ ብግልፂ ጨረታ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ አቕሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 11, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም ኣብ 2008 ዓም ናይ ኮሌጅና በጀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ ፡ከምፒተር ፡ናይ ህንፃ መሳርሒ ፡ መሳርሒ ፅሕፈትን ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 11, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲ ጉዶም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 24, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ን 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንግልጋሎት ምርምር ዝዉዕሉ ናዉቲ ኮምፒተርን ዝተፈላለዩ ናዉቲ ቤት ፅሕፈት ማለት ዉን ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 10, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽትን ቀዋሚን ሃለቅትን ንብረት ኤሌክትሪክ ኣቁሑት :ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑ አወዳዲርና ክንገዝእን ክነስርሕን ስለዝደለና ነዙይ ክተቅርቡን ክትሰርሑን እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ረቋሒ መሰረት ክትጫረቱ ከምትኽእሉ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ኣብ ዉሽጡ ንዝርከቡ ሴክተራት ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቁሑት : ፎቶ ኮፒ ማሽን: ኮምፒተር :ፕሪንተር :ላፕቶፕ : ፕሮጀክትር :አቁሑት ቢሮን ሐለቅቲ ፅሕፈት መሳርሒን ዝመሳሰሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ነዚ ክተቅረቡ እትክእሉ ሕጋዊይን ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 20, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 4, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 40.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2008 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዘበሉ ቀወምቲ ኣቕሑት ኤሌክትሮኒክስ ከም ስካነር: ፎቶ ኮፒ :ላፕቶፕ: ፕሪንተር :እዚኦምን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 18, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጉንበት 2, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 16,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

ኤጀንሲ ልምዓት ኣብያቲ ከልል ትግራይ አብ መቐለ ንዝርከብ ቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑት : ናይ ቢሮ ኣቑሑትን (office furniture) :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት (ኮምፒተር ፕሪንተር ስካነርን) ንተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሚያዝያ 29, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/