ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ብብረታ ብረት ዕንፀይትን ስራሕቲ /Metal and Wood work/ ተዋፊሩ ዝርከብ ሕጋዊ ማሕበር እዩ፤ ነዚ መሰረት ብምግባር መንግስቲ ናይ እቲ ማሕበር ኣገዳስነት ኣብ ግምት ብምእታው 122749 ካ.ሜ ዝስፍሓቱ ኣብ ዓይደር ክ/ከተማ ዓዲሕሩስ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ፍሉይ ሽሙ መሬት ሂቡና ናይ ገዛ ርእስና መስርሒ ቦታ ዎርክ ሾፕ እናሰራሕና ንርከብ፤ብምዃኑ ውን እቲ ህንፃ ተጀሚሩ ክሳብ ቢም ተኣሲሩን ተዛዚሙን ይርከብ፤በዚ መሰረት ተገይሩ ድማ እቲ ተጀሚሩ ዘሎ ህንፃ ክሳብ ሐዚ በፂሕዎ ዘሎ ደረጃ ማእከል ገይሩ ሓፈሻዊ ጉባኤ እቲ ማሕበር ኦዲት ክገብር ክምዘለዎ ወሲኑ እዩ፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈትና ሰላም ትውልድ ኣድን ኤች ኣይቪ ፖዘቲቭስ ማሕበር ናይ ቤት ፅሕፈትና ናይ 2018 ዓ.ም.ፈ ኦዲት ከመርምር ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው እተማለኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 25, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 25, 2011 09:01 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኦዲት ተዛማድኡን/

ደብረ ገነት ኩለመዳይ ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ካብ ዕለት 01/07/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/05/2011ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ በቢዓመቱ ኦዲት ክንገብር ስለዝደለና ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ውልቀ ኦዲተራት ኦዲት ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 17, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኦዲት ተዛማድኡን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ን/ኢ/ጨንፈር መኾኒ ካብ ዕለት 1/11/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2010 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 19, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኦዲት ተዛማድኡን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ካብ ሓምለ 01/2006 ዓ/ም ጀሚሩ -30/10/2009 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሐፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተርን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 17, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 28, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 28, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኣብ ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ እትርከብ መለስ ዩኔን ዕ/ልቃሕን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ከብ ለካቲት 20/2007 ዓ/ም ክሳብ እዚ ደብዳቤ ዝተፃሓፈሉ ዕለት ዘሎ ናይ ስራሕ ምንቅስቃሰ ብናይ ውልቀ ኦዲተራት ኦዲት ክትግብር ትደሊ፤ ስለዝኾነ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒታት እተማልኡ ብሽርክና ዝተዳለወ ይኹን ዝተፈቀደልኩም ውልቀ ኦዲተራት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 29, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 7, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 8, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኦዲት ተዛማድኡን/

ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ካብ ሓምለ 01/2006 ዓ/ም ጀሚሩ -30/10/2009 ዓ/ም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሐፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቐደልኩም ውልቀ ኦዲተርን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኦዲት ተዛማድኡን/

EFFORT Invites all interested and eligible bidders to provide IFRS Implementation support in all its subsidiary companies and the corporate office.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 6, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 18, 2011 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 21, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኦዲት ተዛማድኡን/ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/

ማሕበር ባህሊ ትግራይ ናይ 2010 ዓም በጀት ዘመን ፋይናንስዊ ምንቅስቃስ ብናይ ደገ ኦዲተር ከመርምር ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ነሓሰ 20, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 25, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ነሓሰ 25, 2010 03:01 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ሰፍሖ ቢዝነስ ኢንተርፕራይዝ ኣክሱም ዩኒቨርስቲ ከ2005 ዓም ጀምሮ እስከ ሰኔ 30/2010 ዓም ያለዉን የሰፍሖ ቢዝነስ ኢንተርፕራይዝ ሒሳብ በዉጭ ኦዲተር በጨረታ አወዳድሮ ለማስመርመር ሰለሚፈለግ ከቤት ፅህፈት ዋና ኦዲተር ሰር የምትገኙ የተፈቃላቹ የግል ድርጅቶች ቀጥሎ የተዘረዘሩትን መስፈርቶች የምታማሉ ኦዲተሮች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 19, 2010 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 27, 2010 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 27, 2010 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/