ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ኮይኑ ናይ ቀበሌ 04 05 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን NDP ካብ ናይ መደበኛ በጀት ሓደ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2012 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2012 11:32 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ን 2012ዓ/ም 3ይ ዙር ንቤት ማዛጋጃ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ከባቢ ተፅዕኖ ፅንዓት ዘካይድ ኮንሰልታንት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ታሕሳስ 19, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ታሕሳስ 19, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/

ቤት ማዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ን 2012ዓ/ም 2ይ ዙር ዕድጊት ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ዓባይ ጀነሬተርን፣ ካዝና መትሓዚ ገንዘብ ፣ መሳርሒ ሕትመት ፣ ናይ ከባቢ ተፅዕኖ ፅንዓት ዘካይድ ኮንሰልታንት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ህንፀት ስራሕቲ ክሳብ ሐዚ ማለት ክሳብ መሰረት ዝበፅሓሉ ናይ ኮንስትራክሽን መጠን /Performance Audit/ ብሰብ ሞያ መማከርቲ ሲቢል ምንድስና/ Building Engineering quantity surveyors and contractors/ ኣወዳዲሩ ከጫርት ስለዝደለየ እዚ ዝምልከተኩ ናይ መማከርቲ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ንክትጫረቱ ንዕድም፤ ኣብ እዚ ጨረታ ክትሳተፉ ኣካላት፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 22, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መጋቢት 22, 2011 10:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ህንፀት ስራሕቲ ክሳብ ሐዚ ማለት ክሳብ መሰረት ዝበፅሓሉ ናይ ኮንስትራክሽን መጠን /Performance Audit/ ብሰብ ሞያ መማከርቲ ሲቢል ምንድስና ኣወዳዲሩ ከጫርት ስለዝደለየ እዚ ዝምልከተኩ ናይ መማከርቲ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ንክትጫረቱ ንዕድም፤ ኣብ እዚ ጨረታ ክትሳተፉ ኣካላት፤

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 2, 2011 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 2, 2011 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/

ኤጀንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢ ምምሕዳርን አጠቓቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ናይ ULGDP ኣብ ኣፈፃፅማ ስርዓተ ምሕደራ ስነ- ከባቢን ማሕበራ ጉዳያት /ESMF/ 12 ከተማታት ናይ ክዋኔ ኦዲት ንዝካየድ ፅንዓት ግልጋሎት ምክሪ /ኮንስልታንሲ/ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምስራሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ሌጋል ኮንሳልታንሲይ/ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንመፅናዕቲ ውፅኢታውነት ስልጠና ትንበያ መማህራን ሓይሊ ሰብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕን ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 6, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2011 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ትምህርቲን ትሬይንግ/