The Spanish Agency for International Development Cooperation invites eligible and experienced suppliers to an International Public Tender for the supply of 3 GSHS, related spare parts and compatible devices for its Project: "Alianza Shire: Energy Access for Host Communities and Refugees in Shire"

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Saturday 25th, July 2020 3:44 pm (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Friday 07th, August 2020 8:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Addis Ababa
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Friday 07th of August 2020 8:05 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ Books & Education Materials/ Electrical Equipment & Accessories/ Car Spare Part/

ማሕበር ተከዘ 2009 ዓ/ሓ/መ/ኣባይቲ አብ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ፍሉይ ሽሙ ሚዘር ሰፈር 70 ካሬ ብሎክ 44 Gተ1 መንበሪ ኣብ መሬት ተወዲኡ ቀዳማይ ሕድም ና 10 ሰብ ተሰሪሑ ናይ 10 ሰብ ዝሰርሕ ኮለን 3.2 ሜትሮ ንዉሃት ዘለዎ መደያቢ ንምህዳም ብቅዓት ንዘለዎም ካብ ደረጃ 9 ንላዕሊ ዝኮኑ ደ.ኣ.ን.ትዓበይትን ተኾናተርቲ ብምዕዳም ናይ ጉልበት ማሽነርን ስራሕቲ ከጫረት ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2012 7:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ወጋገን ባንክ መቐለ ዲስትሪክት ጽ/ቤት በስሩ ላሉ ቅርንጫፎች ስታቢላይዘር መግዛት ይፈልጋል ስለሆነም ከዚህ በታች የተዘረዘረዉ መስፈርት የምታማሉ እንድትወዳደሩ ይጋብዛል / ስታቢላይዘር ጋቶ 1500 ዋት ብዛት 14/

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2012 2:05 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ናይ ግቢ ሓፁር ዋተር ዌል ማለት አዉን ፌንስ ስራሕቲ ብመሰረት ረቃሕታት ብርኪ ደኣንት ተገምጊሙ ብቅዓት ዝረከቡ ደረጃ GC 8 BC8 ብምስታፍ ከጫርት ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 12, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 12, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ከተማ ኣክሱም መኪና ን ሞተር ሳይክልን ኣጫሪቱ ክሕርጅ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 20, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 20, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ሓራጅ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪካል ኬብል ብፕሮፎርማ አወዳዱሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 24, 2012 2:32 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነት ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 5, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነት ናይ መኪና መገያየፂ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤሌክትሮኒክስ አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 25, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/