ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ብኩሎም ቋንቋ
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ፅሬት ኣቑሑ ኤሌክትሮኒክስ ሞተር ሳይክል፥ናይ ሞተር ሳይክል ጎማ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለና ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 3, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መኮኒ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 3, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንሎጅስቲክስ ዝጥቀመሎም ዝነበሩ ኣብ ግልጋሎት ዝወዓሉን ዘይወዓለን ንብረት ኣብ መኻን ዝርከብ ሓዱሽ ጭረት በዓል 50 ኪ/ግ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 7, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:1%
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዉ ተሽከርከርቲ ተኻርዩ ክሰርሕ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ንሕድ ሕድ ዋጋ ዝደሊ ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎ ኣብ ዝመረዎ ነተኣናግድ ምዃና ንገልፅ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 30, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንቤት መዘጋጃ እታ ከተማ ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ፈለሲ ተክሊ : ናይ ሆማክስ ጀነሪተርን ንብረትን : ናይ ፋርጎ ማሽን ንብረትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 6, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽረ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 6, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:ናይ መሳርሒ ፅሕፈት ንኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : ናይ ቢሮ ኣቅሑት 20000 ቅርሺ : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና 15000 : ፈለሲ ተክሊ 15000 : ናይ ኣቅሑት ጀነሪተርን 5000 : ናይ ፋርጎ ማሽን 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ማይ ረቶን ኣቁሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
መሓዙት ዕቋርን ልቃሕን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ንመቐለን ኣብ ካልኦት ከተማታት ትግራይ ንዝኸፈተቶም ጨንፈር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ቢሮ ኣቁሑት /ፈርኒቸር/ ኤለትሮኒክስን ዕሕፈት መሳርሒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፣፣ ስለዚ እዞም ዝስዕቡ ረቋሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም፣
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 26, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 6, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 6, 2016 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንፈርንቸርን ኤለትሮኒክስን ንሕድሕዶም ብር 15,500.00 ፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ድማ ብር 2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ: ንኤለትሮኒክስን ፈርንቸርን ንሕድሕዶም ብር 200.00 ፣ ንፅሕፈት መሳርሒ ድማ ብር 50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕሕፈት ጊ/ምምሕዳር ክልል ትግራይን ንቤት ፅሕፈት ነባር ዓቐሚ ልጋሎት ዝውዕል ናይ ናይ መኪና ጎማ ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 25, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 27, 2016 11:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 02:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ ቶይታ ኣባዱላ ዝዓይነታ መኪና ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 25, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጉንበት 28, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኤጀንሲ ስታቲስቲክስን ምዝገባ ወሳኒ ኩነትን ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ ኤሎትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም:-
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 24, 2016 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጉንበት 29, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/
ተወሳኺ ኣንብብ
‹ First
Previous
68
69
70
71
72
73
74
75
76
77
78
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (50)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(16)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(24)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (688)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(362)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(69)
ስራሕቲ ማይ(182)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(72)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3532)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (701)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(603)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2201)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (171)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(79)
ኦዲት ተዛማድኡን(90)
ሕርሻ (340)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(145)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(36)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(20)
ህንፃ መሳርሒ (1668)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(267)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(748)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(88)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(135)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(411)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1334)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1255)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(62)
ምምካር (133)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(42)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(17)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (32)
ትምህርቲን ስልጠና (159)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(118)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(11)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1479)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(737)
ምግጣምን ፅገናን(47)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(685)
ምግብን መስተን (340)
ኣቅርቦት ምግቢ (263)
ካፌን ሬስትራንትን(73)
እግድ (21)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(7)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(6)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1071)
ገዛ ፈርኒቸር(14)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1000)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (228)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(211)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (260)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(127)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(131)
ፅገና (638)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(166)
ፅገና ሞተርሳይክል(134)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(43)
ፅገና ተሽከርካሪ(222)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (279)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(211)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(42)
ምስሊን ቀረፃን (15)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(10)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1393)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1109)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(277)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (591)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(30)
መኪና ክራይ(425)
ማሽነሪ ክራይ(133)
መሸጣ (859)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(408)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(424)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (67)
ስራሕቲ ሓለዋ(32)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (853)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(778)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(53)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(15)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (408)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(22)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(320)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (319)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(311)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(6)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (505)
ዕድጊት መኪና(14)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(199)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (213)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(166)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(2)