HELVETAS in collaboration with the Swiss Solidarity and the Regional Government of Tigray, Agricultural office is implementing a project entitled Samre and Sehrti Recovery Project (SSRP)" in Samre and Seharti Woredas of South East Zone of Tigray National Regional State.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Wednesday 17th, April 2024 12:00 pm (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Monday 22nd, April 2024 5:00 pm (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Tuesday 23rd of April 2024 10:00 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ Food Items Supply/

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኢሮፕ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 22, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ፖሊ ቴክኒኮ ኮሌጅ ማይጨዉ ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ ወይ እዉን ማኒፋክቸሪንግ ኮንስትራካሽን : ዋተር ቴክኖሎጂ : ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ: መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 21, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቴሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ግልጋሎት እንህቦም ኣብያተ ፅሕፈት ካብኔ ሲክታሪያትን ፕሪስ ሰክሪታሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ስራሕቲ ዕንፀይቲ ወይድማ ፈርነቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 19, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 19, 2016 11:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ፋብሪካ መሰቢ ስሚንቶ መክዝን ከስርሕ ስለዝደለየ ኣብዚ ሞያ ዝተዋፈረኩም ካብ ደረጃ 1 ክሳብ ደረጃ ፈቃድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 25, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 25, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

Chain of Love for Human and Environmental Development (COLHED) is inviting to purchase Chicken feed, veterinary drugs, and equipment.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Wednesday 17th, April 2024 12:00 pm (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Friday 26th, April 2024 10:00 am (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: Adigrat
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Friday 26th of April 2024 10:30 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ Food Items Supply/ Pharmaceutical Products/Medicines/

አግልጋሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ሐፈሻዊ አገልግሎት ሕክምን : አገልግሎት ፍሉይ ሕክምን : አግልጋሎት ላብራቶሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክግልገል ወይ ክዕድግ ስለዝደሊ ሲቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ትካላት ሕክምና ክትጫረቱ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/

ቤት መዘጋጃ ዓዲነብሪኢድ ወረዳ ሰይምቲ ኣያቦ ባዉዛ ማለት እዉን መብራህቲ ናይ ፅርጊያ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ 2016 እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2016 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 11, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/