ቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ኣጎልግሎት ወረዳ ስለዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ህንፀት ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ኣብ ማዕርነትይ ዝርከብ ጥዕና ጣብያ ኤም ሲ ኤች ፕሮጀክት ብደረጃ BC7 GC 8ተን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎምን ተካናተርቲ ብግዕፂ ጨረታ ከስርሕ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 25, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 25, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 06:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 06:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሚሽን መረፃ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መለለይ መንነት መታወቅያ ዝኮነ ዝገልፅ ብፕፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 09:02 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

Ethio Telecom Invites all interested and eligible bidder by this National Competitive Bid For the Procurement of standard G+4 shop construction at Humera to sign a contract agreement with the finally awarded bidder.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 1, 2013 10:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዘሩ ን መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ድልየት ዘለኩም እዞም ዝስዕቡ መስፈርት ኣማሊእኹም ንኽትወዳደሩ ትካልና ብኽብሪ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 1, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 1, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ መደበኛ በት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ መደበኛ በት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ካላማደርያ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ፍረ-ስዉኣት ስራሕቲ ንግዲ ሓ/ዝ/ዉ / ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ንመሸጣ እናተጠቐመለን ዝፀንሐ ናይ መሸጢ ካሽ ማሽን ሬጅስተር ክሰርሓ ስለዘይኻኣላ ንካሊእ ረብሓ ንዝጥቀመለን ኣካል ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2013 05:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ሆስፒታል ስሑል ሽረ ንበጀት ዓመት 2013 ዝተፈላለዩ ፣ ኣፋዉስን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብዉስን ጨረታ አወዳደሪ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 3, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ታሕሳስ 3, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

Ezana Mining Development PLC wants to purchase Laboratory Chemicals , Consumables and Glass ware , Spare part as per the technical specification attached with this invitation under Procurement Reference number EMD /012/2020.

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Monday 02nd, November 2020 8:02 pm (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Thursday 19th, November 2020 12:00 pm (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Thursday 19th of November 2020 3:00 pm
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ Car Spare Part/ Chemicals and Reagents/ Laboratory Equipments/ Glass and Glass Works /