ሄዎ ሆስፒታል ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተርን : ፕሪንተርን ተዛመድቲ ኣቅሑት ብጨረታ ዕድጊት ክፍፅም ስለ ዝደለየ በዚ መሰረት ሕጋዊያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብክበሪ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 16, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

Imagine 1 day International Organization, Tigray Regional Coordination Office invites all eligible BC/GC Contractor to bid for the Rehabilitation of the Learning classrooms listed below located in the central Zone( Chila, Rama-adiarabaete , Ahsea, Aferom and Egela Districts) of Tigray region

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Thursday 07th, March 2024 2:30 pm (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Friday 15th, March 2024 9:30 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Friday 15th of March 2024 10:00 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ House & Building Construction/

ቤት መዘጋጃ ኣጉላዕ ወ/ፅ/ወንበርታ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ናይ ከተማኡ መሰረታዊ ፕላን / Basic Plan / ከስርሕ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣጉላዕ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2016 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 30,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 600.00
  • ጨረታ መደብ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

Tigray Water and Energy Bureau Invites Eligible Bidders for the Procurement of Diversion Maintenance of Headworks and Infrastructure for Irrigation Project Braqo Samre, and Gramizan-Seharti, Felafl-Yechilla-Abergele

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: Thursday 07th, March 2024 10:00 am (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Thursday 04th, April 2024 9:00 am (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: Thursday 04th of April 2024 9:01 am
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50000 for each lot
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ጨረታ መደብ Water Works Construction/ Water Well Drilling & Water System Installation/

ኣብ ቤት መዘጋጀ ከተማ ሸረ እንዳስላሴ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ብናይ ቤት መዘጋጀ በጀት ኣብ ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ቐበሌ 01 ዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር ህንፃ ፅገና ስራሕ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ብርኪ ፍቃድ ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ኮንስተራክሽን ማህበራት ዉልቀ ዳኣንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2016 ዓም ንብረት ንምዕዳግ ካብ ዝተመደበልና በጀት መደበኛ መረት ብምግባር ንብረት ንምዕዳግ ሎት 1 ናይ ኣዉቶ ሞቲቭ መሳርሒ : ሎት 2 ህንፃ መሳርሒ : ሎት 3 ናይ ኤሌክትሪክ መሳርሒ: ሎት 4 ናይ ሸቃጣ ሸቀጥ ናይ ምግቢ ምድላዉ መሳርሒ: ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ : ሎት 6 ፅሬት መሳርሒ : አብ 6ተ ሎት ምድብ መቂሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕደጋ ክፍፅም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 10, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንትጮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 10, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተዉሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

በመቐለ ዩኒቨርስቲ ለተማሪዎችና ለማህበረሰቡ አገልግሎት የሚዉሉ ከዚህ በታች የተዘረዘሩት የተለያዩ አገልግሎቶችና ሸቀጦች በፕሮፎርማ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሮብ የካቲት 27, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 6, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ካፌን ሬስትራንትን/ ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ/ ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት/

The Tigray Water and Energy Bureau invites sealed Bids from eligible and qualified bidders (contractors) for the construction of Small Scale Irrigation Diversion Maintenance of Headworks and infrastructure

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 27, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 25, 2016 3:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/